Fana: At a Speed of Life!

ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። ኣብ ናይ ሓባር ጉዳይ ክልቲአን ሃገራት ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥ ርከብ ከልቲአን ሃገራት ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉን ኣብ ዓለም ለኻዊ…

ኣብ ክልል ትግራይ ክሳብ ሕዚ ብር 3 ነጥቢ 7 ቢሊየን ወፃኢ ብምግባር ሓገዝ ህፁፅ እዋን ቀሪቡ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ክሳብ ሕዚ ብር 3 ነጥቢ 7 ቢሊየን ወፃኢ ብምግባር ሓገዝ ህፁፅ እዋን ከምዝቐረበ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ምትኩ ካሳ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ካብ ዝደልዩ 4 ነጥቢ 5 ዜጋታት…

ኣብ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኣዳማ ከተማን ድሬዳዋን ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኣዳማ ከተማን ድሬዳዋን ከተማን 0 ን 0 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዘካየደኦ ፀወታ ብዘይ ሽቶ ክፋላለያ ክኢለን፡፡…

ኣብ ወርሒ ጉንበት መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ጉንበት መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ከይሓወሰ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ካብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ መሸጢ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ…

ሙዚየም ወታደራዊ ሓለዋ ሓድጊ ኣብ ወለዶ ስምዒት ፍቕሪ ሃገር ንምስራፅ ዓቕሚ ከምዝለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙዚየም ወታደራዊ ሓለዋ ሓድጊ ኣብ ወለዶ ስምዒት ፍቕሪ ሃገር ንምስራፅ ዓቕሚ ከምዝለዎ ተገሊፁ። ሙዚየም ወታደራዊ ሓለዋ ሓድጊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝህልዎ ረብሓ፣ ማሕለኻታትን ፅቡቕ ኣጋጣሚታትን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ ኣሎ።…

ኣብ ህንዲ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኬንያ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኬንያ ኣብ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተረኸቦም ተሓቢሩ። ሚኒስትር ጥዕና ኬንያ ከምዝገለፆ፥ እቲ ቫይረስ ካብ ህዝቢ ብዝተወሰደ ጥማዕ ደም ኢዩ ተረኺቡ፡፡ እቲ ምርመራ ናብ ህንዲ ዝግበር በረራ ቅድሚ ምእጋዱ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንፕሬዚዳንት ኒጀር ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ መብርሂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንፕሬዚዳንት ኒጀር ሞሃመድ ባዞም ኣብ ክሊ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ በምድሃብ መብርሂ ሂበን። እተን ፕሬዚዳንት መበርሂ ዝሃባሉ ምኽኒያት፥ ኒጀር ተለዋጢት ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምዃና…

ዘተ ከንቲባታትን ዘፈር ውልቀን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28በ ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ዘተ ከንቲባታትን ዘፈር ውልቀን ይሳለጥ ኣሎ። ከንቲባታትን ዘፈር ውልቀን ኣብ ሓደ ዘተኣኻኸበ ሃገር ለኸ ኣኼባ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፥ እቲ ኣኼባ ብዕሊ ኣጀሚረንኦ፡፡ “ግደ…

ኣብ ረቂቕ ፖሊሲን ስትራቴጂን ድሕንነት ሃገራዊ ኢንተርኔት ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ፖሊሲን ስትራቴጂን ድሕንነት ሃገራዊ ኢንተርኔት ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ረቂቕ ፖሊሲን ስትራቴጂን ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን ዘሰናድኦ እንትኸውን፥ ዓለም ኣብዚ እዋን ዝበፅሐቶ ብርኪ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ዝምጥን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ “ህወሓት”ን “ሸኔ”ን ብፈጠርቲ ራዕዲ ንኽስየሙ ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ “ህወሓት”ን “ሸኔ”ን ብፈጠርቲ ራዕዲ ንኽስየሙ ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት “ህወሓት”ን “ሸኔ”ንፈጠርቲ ራዕዲ ተባሂሎም ንኽስየሙ ኣብ ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…