Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን  ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ''ሃገርና ምስ ዘላቶ እዋናዊ ኩነታት  ካብ…

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንጀጋኑ ሃርበኛታት ነፃ ሕክምና ንክወሃብ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንጀጋኑ ሃርበኛታት ነፃ ሕክምና ንክወሃብ ወሲኑ። እቲ ነፃ ሕክምና ኣብታ ከተማ ኣብ ዘለዋ ትካላት ጥዕና ሙሉእ ብምሉእ ንክወሃብ ከምዝተወሰነ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣፍሊጠን። ብተወሳኺ ጀጋኑ ሃርበኛታት ማሕበር…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሃንደበታዊ ሞት ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ  ኣበረ ኣዳሙ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃእን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሃንደበታዊ ሕልፈት ህይወት ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ  ኣበረ ኣዳሙ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ”ሓውና ነቲ ክልል ኩለ መዳያዊ ለውጢ ክብል ንዓመታት…

መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ይኽበር ኣሎ። ጣሊያን ሕነ ዓወት ዓድዋን ንምፍዳይ ክትብል ኣብቲ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ብዝነበረ ቤኒቶ ሙሶሎኒ ኣቢላ፥ ካብ 1928 ክሳብ 1933 ዓ.ም  ንኢትዮጵያ ምውራራ ይዝከር።…

ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ከምእትህብ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶጋን ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ከምእትህብ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣደም መሓመድ ንፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶጋን ናይ ሹመት ደብዳቤኦም ኣብ…

ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ዓመት ጥዕናን ክንክንን ሰብ ሞያታት ተባሂሉ ተሰይሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ዓለም ለኸ ዓመት ጥዕናን ክንክንን ሰብ ሞያታት ክብል ሰይሙዋ። ኢትዮጵያ እውን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ እቲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ጥዕናን ክንክንን ሰብ ሞያታት ብዕሊ ኣጀሚራ። እቲ…

ናይ መወዳእታ ሃነፅቲን ሓለውቲን ዴሞክራሲ ባዕልና ኢትዮጵያውያን እምበር ፈተውትና ኣይኮኑን – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልልን ኣመራርሓታት ቦርድ መረፃን ሳምንታዊ ገምጋም ቅድመ መረፃ ኣካይዶም። ኣብቲ ዘተ ድማ ምዝገባ መረፅቲ ብፅቡቕ ኩነታት እናተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…

ኣይተ ደመቀ ኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮሞሮስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ ኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮሞሮስ ዱዋሂር ዱልካማል ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ጉዳይ ርክብ ክልቲን ሃገራትን ሰለስተኣዊ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰን ዘድሃበ ከምዝነበረ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መዓልቲ ሓርበኛታት ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መዓልቲ ሓርበኛታት ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ እቲ መዓልቲ ጀጋኑ ሓርበኛታት ንኢትዮጵያውያ ካብ ሓሙሽተ ዓመት ወራር ጣሊያን…

6ይ ሃገራዊ መረፃ ውፅኢታዊን ተኣማኒን ንኽኸውን ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዕዙዝ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)"ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ" ብዝብል ርእሲ ምስ መዳርግቲ ኣአካላት መድረኽ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ወርቅነሽ ብሩ፥ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ተካይዶ መረፃ ተኣማኒ፣ ግልፂን…