ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ነበር ሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካብ እሙናት ፍልፍል ሓበሬታታት ከምዘረጋገፆ፥ ነበር ሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ብዘጋጠሞም ሃንደበታዊ ሕማም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ምልባዕ ቫይረስኮሮና ንምቕናስ ተሽከርከርቲ ዘሳፍርኡ ቁፅሪ ሰብ ዝቕንስ መምርሒ ኣሰናዲኡ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ምልባዕ ቫይረስኮሮና ንምቕናስ ተሽከርከርቲ ዘሳፈርኡ ቁፅሪ ሰብ ዝቕንስ መምርሒ ኣሰናዲኡ። እቲ ሓዱሽ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር እንትኾን፥ ኩለን ኣገልግሎት ህዝቢ ዝህባ ተሽከርከርቲ ቁፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ “ኢትዮጵያውያን ነኒባዕሎም ስለዘይስማዕምዑ ዝደለኹዎ ክፍፅም ኢየ” ኢሉ ብጉራ ዝመፅአ ፀላኢ አሕሮም ዝመለሱሉ ኢዩ – ኣፈ… Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዝተንፀባረቐሉን ኢትዮጵያን ምስ ሙሉእ ክብራ ሓሊዮም ንተተካኢ ወለዶ ዘመሓላለፉ ጀጋኑ ንዝክረሉ መበለ 80 ዓመት በዓል ሓርበኛታት ንብሄራት፣ ብሄረሰባትን ሕዝቢታትን ኢትዮጵያ ፍሉይ ትርጉም ኣለዎ” ክብሉ የፌዴሬሽን ኣፈ-ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምድሓን ኩሉ ሰብ ሓድነት ክህልዎ ኣለዎ – ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀላእቲ ግምንባር ፈጢሮም ዝተበገሱላ ሃገር ብምዃና ነታ ሃገር ንምድሓን ኩሉ ሰብ ሓድነት ክህልዎ ኣለዎ ከብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ምዘገባ መረፃ ኣብ ዘይተጀመረሎም ክልላት መረፃ ካብ 29 ሚያዝያ ክሳብ 13 ጉንበት ብፍሉይ ኩነታት ንኽካየድ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ምዘገባ መረፃ ኣብ ዘይተጀመረሎም ክልላት መረፃ ካብ 29 ሚያዝያ ክሳብ 13 ጉንበት 2013 ኣ.ም ብፍሉይ ኩነታት ንኽካየድ ተወሲኑ። ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ክልላት ብዝገበሮ ልዑል ስራሕቲ ምትሕብባር ጣቢያታት መረፃ ተኸፊቶም ከይዲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ሱዳን ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ሱዳን ኣምሪሖም። ኣብቲ ናብታ ሃገር ዘምረሐ ብፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኡስማን ሳሊሕን ኣማኻሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 34 ካፒቴናት ባቡር ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ 34 ካፒቴናት ባቡር ኣመሪቑ። እቶም ካፒቴናት ንኽልተ ዓመታት ስልጠና ዝረኸቡ እንትኸውን፥ ን6 ኣዋርሕ ናብ ቻይና ከይዶም ናይ ተግባር ልምምድ ምግባሮም ተገሊፁ። CCECን CERCን ዝተብሃሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሰሙነ ኢትዮጵያ” ካብ 10 ክሳብ 16 ግንቦት ከምዝኽበር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሰሙነ ኢትዮጵያ” ካብ 10 ክሳብ 16 ግንቦት 2013 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ መድላዋት ኣብ ፓርክ ሕውነት ከምዝኽበር ተገሊፁ። እቲ ምድላው ኢትዮጵያ ዘለዋ ሃፍቲን ፀጋን ብምፍላጥ ናብ ኢንቨስትመነት ምቕያር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ሰሙነ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕያሻት ሕጊ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ንዝተሰርሑ ስራሕቲ ራእይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ቀወምቲ ዓዕምዲ ኢዮም-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምምሕያሻት ሕጊ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ንዝተሰርሑ ስራሕቲ ራእይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ቀወምቲ ዓዕምዲ ኢዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ከመዝበልዎ፥ ብሄራዊ ቦረድ ምርጫ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳን ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ይግበአኒ ኢዩ ምባላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኮኒኑ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሱዳን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝርከበሉ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ይግበአኒ ኢዩ ምባላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኮኒኑ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያትወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ሳምንታዊ መግለፂ…