ዓለም ለኻዊ ዜናታት ን27 ዓመታት ኣብ ሓዳር ዝፀንሑ ቢል ገይትን ብዓልቲ ቤቱ መሊንዳ ገይትን ተፋቲሖም Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ን27 ዓመታት ኣብ ሓዳር ዝፀንሑ ናይ ዓለምና ሃፋታም ቢል ገይትን ብዓልቲ ቤቱ መሊንዳ ገይትን ከምዝተፋትሑ ተገሊፁ። እቶም ሰብ ሓዳር፥ "ድሕሪ ሐዚ ከም መፃምድቲ ኮይንና ብሓባር ክንዓቢ ኣይንኽእልን” ብምባል ከምዝተፋትሑ ገሊፆም። ቢል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ይውዛዕ ዘሎ ምዃኑ ኣቐዲሙ ብምፍላጥ ጥንቃቐ ንክገብር ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ገበነኛታት ካብ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኢሜይል ኣድራሻ ዝተልኣኸ ብምምሳል ሓበሬታ ብምሕታትን ናይ ሓሶት ምላሽ ኣብ ምሃብን ከምዘለዉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ስለ ዝኾነ ሕብረተሰብ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ይውዛዕ ዘሎ ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ባህሊን ቱሪዝምን ስፖርትን መማኽርቲ ጉባኤ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባህሊን ቱሪዝምን ስፖርትን መማኽርቲ ጉባኤ ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዙምን ኣፍሊጡ። እቲ መማኽርቲ፥ ኣብ ኩለመዳይ ምዕባለ ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ኢትዮጵያ ዘበርክቶ ረብሓ ንምድንፋዕ ከምዝተጣየሸ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ መመስረቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ናፅነት ፕሬስ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ናፅነት ፕሬስ “ሓበሬታ ንረብሓ ህዝቢ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይኽበር ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ ዓልምለኸ መዓልቲ ናፅነት ፕሬስ፥ ኣካላት ሚዲያን መዳርግቲ ኣካላትን ተሳተፍቲ ኮይኖም። ጋዜጠኛታት ካብ ስግኣት ናፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢ ሓዱሽ ኣርማን ናይ ደምቢ ክዳንን ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢ ሓዱሽ ኣርማን ናይ ደምቢ ክዳንን ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ላዕለዋይ ኢታመዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ፥ ማእኸል መሰረታዊ መሰልጠኒ ባሕረኛታት ንምህናፅ ኣብ ደብረዘይት እምነሰረት ኣንቢሮም። ጄኔራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ብሰለማዊ መገዲ ንምፍፃም ዘኽእሉ ስራሕቲ ለውጢ ተሰሪሖም ኢዮም-ኣይተ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ብሰለማዊ መገዲ ንምፍፃም ዘኽእሉ ስራሕቲ ለውጢ ተሰሪሖም ኢዮም ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። እቶም ኣፈ-ጉባኤ ቅድመ ምድላው እቲ ምርጫ ብዝምልከት ምስ ተዓዘብቲ ምርጫ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝዘንብ ዘሎ ዝናብ ንምድላው ክረምታዊ ማእቶት ምቹው ብምዃኑ ሓረስታይ ጠንኪሩ ክሰርሕ ይግባእ-ሚኒስቴር ሕርሻ Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝዘንብ ዘሎ ዝናብ ንምድላው ክረምታዊ ማእቶት ምቹው ብምዃኑ ሓረስታይ ጠንኪሩ ክሰርሕ ይግባእ ክብል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ዳይሬክተር ጀነራል ኤክስቴንሽን ዘራእቲ እቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ፕሬዚዳንት ፎርማጆ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣቡዱልፈታህ ኣብዱላሂ ደብዳቤ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ መሓመድ ፎርማጆ ኣቕሪቦም። ፕሬዚዳንት ፎርማጆ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ኣፍሊጦም፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ዞባዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽቲ ዝተመደቡ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዘለዎም ቅርታ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ምቕራብ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ዝተመደቡ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዘለዎም ቅርታ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ምቕራብ ከምዝኽእሉ ሚኒስተር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ብኣካል መፂኦም ቅርታ ዘቕርቡ ተምሃሮ ከምዘየተኣናግድ እውን ሓቢሩ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ትንፋኤ ብሰላም ምኽባሩ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንፋኤ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን፥ ሕብረተሰብ ንዝገበሮ ቅኑዕ ምትሕብባርን ሓላፍነቶም ብብቕዓት ንዘተዋፅኡ ኣካላት ፀፅታን ምስጋና ኣቕሪቡ፡፡ በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኽኽበር ነበርቲ እታ ከተማ…