Fana: At a Speed of Life!

ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንህፃናት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምቕራብ 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምቕራብ ድኽዳኸ ንምክልኻን 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ። እቲ ሓገዝ ትሕቲ ሓሙሽተ ንዝኾኑ ህፃናት ዝቐርብ ኩለመዳይ ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምድንፋዕ…

ኣሚሶም ኣብ ሰላምን ምርግጋእን ሶማሊያ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ወታደራት ኢትዮጵያ ናይ ክብሪ ሜዳሊያ ሸሊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ሕብረት ኣፍሪከሳ ኣብ ሶማሊያ (አሚሶም) ኣብ ሰላምን ምርግጋእን ሃገረ ሶማሊያ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ወታደራት ኢትዮጵያ ተሸለምቲ ናይ ክብሪ ሜዳሊያ ኮይኖም። ኢትዮጵያውያን ወታደራት ኣብ ሶማሊያ ዝነበሮም ናይ ሓደ…

ዓበይቲ ኩባኒያታት ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ዓሊሞም ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓበይቲ ኩባኒያታት ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ዓሊሞም ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብታ ሃገር ብዓውዲ መፍራይ ኬሚካል፣ ማዕድንን ዝተፈላለዩ ናውቲታት ኣብ ምፍራይን፣ ምቅንብባር ጣፍ ሕርሻን ጨርቃ መርቅን ናይ ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት…

ሃገራት ጉጅለ-7 40 ሚልዮን ደቂ ኣንስትዮ ናይ ትምህርቲ ዕድል ክረኽባ ክገብራ እየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ጉጅለ-7 ዝኾና ሃብታም ሃገራት ኣብ ድኻታትን ማእከላይ ኣታዊ ዘለወንን ሃገራት ዝርከባ 40 ሚልዮን ደቂ ኣንስትዮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክሰዳ ዘኽእል ስምምዕ ከምዝገብራ ተገሊፁ። እቲ ስምምዕ ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ…

ፀላእቲ ሃገር ንምስዓር ኢትዮጵያውያን ብሓባር ጠጠው ክብሉ ይግባእ – ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላእቲ ሃገር ንምስዓር ኢትዮጵያውያን ብሓባር ጠጠው ክብሉ ከምዝግባእ ፕሬዚዳነንት ማሕበር ጀጋኑ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን። ኢትዮጵያ ቅድሚ 80 ዓመት ካብ ዝገጠማ ናይወፃኢ ወረራ ዝመሳሰል ፀገም እናጋጠማ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡…

መረፃ ብሰላም ንክዛዘም ፍቕርን ምትሕስሳብን ክህልው ከምዝግባእ ተገሊፁ

አቸኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብሰላም ንክዛዘም ፍቕርን ምትሕስሳብን ክህልው ይግባእ ክብሉ ኣካቢ መድረኽ ሽማግለ ሃገር ኢትዮጵያ ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ገሊፆም። እዚ ድማ ኣብ ሓደ ክልል ወይ ኣብ ርእሰ ከተማ ጥራሕ ከይኮነን ኣብ መላእ እዛ ሃገር ክኸውን ከምዝግባእ…

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊት ንምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊት ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣይተ ስለሺ ግርማ፥ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊትን ኣብ ዕዳጋ ዓለም ተወዳዳሪትን ንምግባር ዘኽእሉ ተግባራት ብትኹረት…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዩኒቨርሲታት ኣፍሪካ 10ይ ዝበለፀ ዩኒቨርሲቲ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ዓቢዪን ቀዳማይን ዝኾነ ላዕለዋይ ትካ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዩኒቨርሲታት ኣፍሪካ 10ይ ብሉፅ ዩኒቨርሲቲ ተባሂሉ። ዩኤስ ኒውስ ግሎባል ኣብዚ ዓመት ኣብ ዘውፀኦ ደረጃ፥ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዩኒቨርሲቲታት ሃገራት…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እቲ በዓል ኣብ መረበቶም ብምዃን ኣብ ምዉቕ ቤቶም ዘለዎም ተላኺፎም ንምኽባር ዕድል ንዘይረኸቡ ብዙሓት ወገናት ብምሕሳብ፣…

ወተሃደራት ኣሜሪካን ኔቶን ካብ ኣፍጋኒስታን ክወፅኡ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ  ሲ)ፕረዚዳንት ጆ ባይደን ወተሃደራት ኣመሪካ ክሳብ 11 መስከረም ካብ ኣፍጋኒስታን ጠቕሊሎም ክወፅኡ ብመሰረት ዝሃብዎ ትእዛዝ እታ ሃገር ወተሃደራታ ብወግዒ ካብ ኣፍጋኒስታን ከተውፅእ ምጅማራ ተገሊፁ። ወተሃደራት ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክን (ኔቶ)…