Fana: At a Speed of Life!

በዓል ትንሳኤ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ  ሲ)በዓል ትንሳኤ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ብዘለዉ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያንን ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናትን ኢትዮጵያ ለይቲ ብዝተፈላለዩ መንፈሳዊ ስነ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ንዝተፀገሙ ወገናት መኣዲ ኣካፊሎም። እቶ መኣዲ ዝተኻፈሉ፥  210 ንዝኾኑ ኣረጋውያን፣ ጉዱኣት ኣካልን ንፀገም ዝተቓልዑ ወገናት ከምዝኾኑ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ውድባት “ህዝቢ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ሕወሓት)ን” “ሸኔን” ብግብረ ሽበራውያን ንኽየሙ ውሳነ ሓሳብ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ውድባት “ህዝቢ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ሕወሓት)ን” “ሸኔን” ብግብረ ሽበራውያን ንኽየሙ ውሳነ ሓሳብ ኣቕሪቡ። ሙሉእ መግለፂ እቲ ቤት ምኽሪ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ ኣብ ዘሓለፉ 3…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ሰማ ጥሩነህ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላደፊ ቢሮ ድሕንነት ህዝቢን መተሓባበሪ ክላስተር ሰናይ ምምሕዳርን ኮሚሽነር ተኮላ…

ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ብጉያ ማራቶን ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ንምምራፅ መፃረዪ ውድድር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ብጉያ ማራቶን ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ንምምራፅ መፃረዪ ውድድር ተኻይዱ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ እቲ መፃረዪ ውድድር፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሰበታ ተኻይዱ። እቲ መፃረዪ ውድድር ብክልቲኡ ፆታ ዝተኻየደ…

በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ ለይቲ ሰዓት 9 መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ድሮ እቲ በዓል ሎሚ መዓልቲ ለይቲ ሰዓት 9 ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ዋና ዳይሬክቶሬት ኢንዶክትሪኔሽን ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ መዓልቲ ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር 27 ሚያዝያ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ መልእኽቶም፥ “ኣብዚ ሕዚ እዋን ኢትዮጵያ ሉኣላውነታ ሓሊያ ንምቕፃል፣…

ካብ ማሕረድ ዝርከብ ቆርበት ብጥንቃቐ ብምድላው ኣብ እዋኑ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅ በዓላት ብዝፍፀም ማሕረዲ ዝርከብ ቆርበት ብጥንቃቐ ብምድላው ብእዋኑ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ልምዓት ኢንዱስትሪ ቆርበት ኣተሓሳሲቡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣይተ ዳኛቸው ሽፈራው ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ኣምባሳደር መለስ ኣለም ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ሪቼል ኦማሞ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ፌዴሪኢን ኣምባሳደር መለስ ኣለም ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ሪቼል ኦማሞ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር መልስ ኣለም ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ብዛዕባ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት፣ ሰለስተኣዊ ድርድር…

በዓል ትንሳኤ እዚ ዓመት ኣብ ሞንጎ ተስፋን ቃልሲን ኮይንና ነኽብሮ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ”በዓል ትንሳኤ እዚ ዓመት ኣብ ሞንጎ ተስፋን ቃልሲን ኮይንና ነኽብሮ ኢዩ” ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ብሓደ ወገን ኣሳጊርና ትንሳኤ…