Fana: At a Speed of Life!

ናይ ለውጢ ትሩፋት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት መድረኽ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ለውጢ ትሩፋት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት መድረኽ ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ይካየድ ኣሎ፡፡ ብሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝተሰናደአ እቲ መርሃ ግብሪ “ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ” ብዝብል ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…

ኣብ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ገብሪ ኣፍልጦ ተዋሂቡ፡፡ እቲ ኣፍልጦ ኣብ ልምዓት ኮሪደር 4 ኪሎ እንጦጦ፣ ማእኸል እፅዋት ጉለሌን ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ እንጦጦ - ወዳጅነት ኣደባባይ -…

ኣብ ተግባር ገበን ዘይሕጋዊ ሸርፊ ወፃኢ ናይ ዝተዋፈሩ 138 ተጠርጠርቲ ሒሳብ ባንኪ ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ተግባር ገበን ዘይሕጋዊ ሸርፊ ወፃኢ ናይ ዝተዋፈሩ 138 ተጠርጠርቲ ሒሳብ ባንኪ ተኣጊዱ ኢሉ ኣገልግሎት ድሕንነተት ፋይናንስ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ሕጋዊን ስሩዕን ስርዓት ባንኪ ንጎኒ ብምባል ኣብ ዘይሕጋዊን ተመዓዳዳዊን ዕዳጋ ሸርፊ ወፃኢ ዝተዋፈሩ…

ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ምችውቲ ሃገር ንምህናፅ ልዑል ተበግሶ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ምችውቲ ሃገር ንምህናፅ ልዑል ተበግሶ ስለዝኾነ ተሳትፎና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ኢሎም ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ። ኣባላት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ መነ ኣብቹ መርሃ…

ዲጂታል ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ኤክስፖ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዘፋልጥን ሰብ ሃፍቲ ንምስሓብን ዝሕግዝ ኤክስፖ ክካየድ ኢዩ። ላዕለዋይ ኣማኻሪ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣቢዮት ባዩ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፥ “ፊውቸር ቴክ ኣዲስ…

ኣብ ወፃኢ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብኣካል ኣጀንዳ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ወፃኢ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብኣካል ኣጀንዳ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ጥበቡ ታደሰ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣብ ወፃኢ ካብ ዝነብሩ…

ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንኽዛዘሙ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሐሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንኽዛዘሙ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንጉዕዞ ልምዓት ኢትዮጵያ ቁልፊ ዝኾነ ሓይሊ ብስፍሓት ብምፍራይ ንጠለብ ውሽጢ ሃገርን ንወፃኢ ሃገራት መሸጣን…

በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት መመሓላለፊ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰለን ክኽበር ይግባእ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ድሕንነቱ ዝተሓለወ መመሓላለፊ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰለን ክኽበር ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ሳልሳይ ጉባኤ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ሕቡራት…

ፍሉይ ልኡኽ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ዶናልድ ትራምፕ ስቲቭ ዊትኮፍ ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ጠጠው ምባል ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡ ሓጋዚ ጉዳያት ፖሊሲ ወፃኢ ሩሲያ ዩሪ ኡሻኮቭ ክልቲኦም ወገናት ኲናት ጠጠው ምባል ኣብ ዝከኣለሎም…

ኤቨርተን ንዴውስቡሪ ሃል ካብ ቼልሲ ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ መርሲሳይድ ኤቨርተን ንኬርናን ዴውስቡሪ ሃል ካብ ቼልሲ ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ ኤቨርተን ንወዲ 26 ዓመት ተፃዋቲ 25 ሚሊየን ፓውንድን እናተርኣየ ዝውስኽ 4 ሚሊየን ፓውንድ ነቲ ተፃዋቲ ናብ ጋንታኣ ፀምቢራ፡፡ እንግሊዛዊ ተፃዋቲ…