ቀ/ሚ ኣቢይ ፅባሕ ቀዳም ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾኑ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ቀዳም ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾኑ ኣፍሊጦም።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዕለተ ሰኑይ ብምኽኒያት መበል ሻድሻይ ብሄራዊ ምርጫ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ንኣገልግሎት ዕፁዋት ከምዝነበሩ ብምዝኽኻር፥ ፅባሕ…