ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ናብ ስሩዕ ምንቅስቓሶም ይምለሱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርጫ ናብ ስሩዕ ምንቅስቓሶም ይምለሱ ኣለዉ። ትማሊ ብምኽኒያት ምርጫ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝርከቡ ትካላት ንግዲ፣ ፋብሪካታት፣ ኣብያተ ትምህርቲ ተዓፅዮም ዝነበሮ እንትኮኑ፥ ኣገልግሎት ትራንስፖርት እውን ተቛሪፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሕቡራት ኤመሬትስ ዓረብ ዑደት ስራሕ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሕቡራት ኤመሬትስ ዓረብ ዑደት ስራሕ ኣካይዶም። ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እታ ሃገር በምርኻብ ተዛቲዮም። ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰማእታት ኣስተውዒልና ነኽብር መስዋእትነቶም ንዘክር-ዶ/ር ኣብርሃም በላይ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። መዓልቲ ሰማእታታት እንትነኽብር ንሐዚን መፃኢ ወለዶን ለለዎ ቴማን ረብሕኡን እንትንርእይ፥ ንፍትሒ፣ ንማዕርነትን ነፃነትን ክብሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ካፋ፣ ወላይታን ፍሉይ ወረዳ የምን ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ካፋ፣ ወላይታን ፍሉይ ወረዳ የምን ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ዳውሮ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ዳውሮ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ኣርባዕተ ፓርቲታት ፖለቲካ እቲ ምርጫ ዴሞክራሲያዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብሰላም ምዝዛሙ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርጫ ብሰላም ምዝዛሙ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣፍሊጡ። ተወካሊ ሓላፊ እቲ መምርሒ ኮማንደር ብዙነህ ኣጎናፍር፥ እቲ ምርጫ ብዘይምንም ፀገምን ፀፅታ ምዝዛሙ ገሊፆም። እዚ ድማ እኹል ቅድመ መድላው ብምግባሩ ኢዩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ጌዲዮ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ጌዲዮ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ብታሪክነሽ ሴታ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ወልቂጤ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ወልቂጤ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ዘበን ዝተኻየደ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝተዓወተትሉን መሰረት ዘንበረን ኢዩ – ኣይተ ርስቱ ይርዳው Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ዝተኻየደ መርጫ ኢትዮጵያ ዝተዓወተትሉን መሰረት ዘንበረን ኢዩ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ መላእ ከባቢታት እቲ…