ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ጅማ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ጅማ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ። ብኣፈወርቅ ኣለሙ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 14 ሰነ ንኢትዮጵያ ታሪኻዊት ዕለት ኢያ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)14 ሰነ ንኢትዮጵያ ታሪኻዊት ዕለት ኢያ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። “ኣብ ሃገርና ናይ መጀመሪያ ፍትሓዊን ነፃን ኣብ ዝኾነ ምርጫ ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ድምፆም ንምሃብ ወፂኦም ኢዮም” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት ምርጫ ውፅኢት ቆፀራ ደምፂ ዕላዊ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት ምርጫ ውፅኢት ቆፀራ ደምፂ ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ብተመሳሳሊ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያት ምርጫ እቲ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ጎንደር ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ጎንደር ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ። ብዳግማዊ ዴክሲሳ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ባህርዳር ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ባህርዳር ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ብምናለ አየነው እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ድሬዳዋ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ድሬዳዋ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ። ኣብቶም ጣቢታት ንምርጫ ዘገልገሉ ናውቲታትን ዝተቖፀሩ ድምፂታት ወረቐትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ደብረማርቆስ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ደብረማርቆስ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝተዓዘቦም ጣቢያታት ምርጫ እቲ ቆፀራ ትማሊ ምሸት ዝተገበረ እንትኸውን፥ ውፅኢቱ ድማ ዕላዊ ይኸውን ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ከይዲ መረፃ ርኡይ ፀገም ፀፅታ ከምዘይተፈጠረ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሁራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ርኡይ ፀገም ፀፅታ ከምዘይተፈጠረ ኣፍሊጡ። ቆፀራ ኣብ ዝተዛዘመን ጣቢያታት መረፃ፥ ካብ ሕዚ ጀሚሩ ውፅኢት ከምዝግለፅ እውን ገሊፁ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ ኣማሲየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ብሰላም ብምዝዛሙ መልእኽቲ እነኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ብምዝዛሙ መልእኽቲ እነኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ሎሚ መዓልቲ ንመላእ ኢትዮጵያውያን ዓባይ መዓልቲ ኢያ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ንዘበናት ዴሞክራሲያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ሙያዊ ስነ-ምግባር ብዝሓለወ መልክዑ ንዝሰርሑዎ ፀብፃብ ምስጋና ይግበኦም – በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ሙያዊ ስነ-ምግባር ብዝሓለወ መልክዑን ብስምዒት ሃገራውነትን ንዝሰርሑዎ ፀብፃብ ምስጋና ከምዝግበኦም በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ሙሓመድ እድሪስ ከምዝገለፁዎ፥ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ…