እቲ ጉባኤ ኣብ ከይዲ ይኹን ኣብ ውፅኢትን ዲሞክራሲያዊን ኣሳታፋይን ከምዝኾነ ምርግጋፅ የድሊ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብዚ ጉባኤ ትፅቢት ዝግበር ሓደ ቁልፊ ነገር እቲ ጉባኤ ኣብ ከይዲ ይኹን ኣብ ውፅኢት ዲሞክራሲያዊን ኣሳታፋይን ከምዝኾነ ርግፃኛ ምዃን የድሊ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ካልኣይ…