መረፃ ብሰላም ንምዝዛም ምስ ሕብረተሰብን ኣካላት ፀፅታን ብሓባር ይስራሕ ኣሎ-ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ሲዳማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንምዝዛም ምስ ሕብረተሰብን ኣካላት ፀፅታን ብሓባር ይስራሕ ኣሎ ክብል ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ሲዳማ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮን ኣተሓባባሪ ኮማንድ ፖስትን ኣይተ ኣለማየሁ ጢሞቲዮስ፥ ኣብ ኩሎም ክክላትን ጣቢያታትን…