ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሓላፊ ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብነበር ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲየን። ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተውፃእፅኡ እቶም ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ፥ ልዕሊ 45 ኣባላት ከምዘለዉዎ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ትካል ፓስፖርት ሎጂስቲክስ ኮይና Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብማሕበር ኣተሓላልቲ ኣቑሑትን ወኪላት መርከብን ኢትዮጵያ ኣቢላ ኣባል ዓለም ለኸ ትካል ፓስፖርት ሎጂስቲክስ ኮይና። ዓለም ለኸ ፓስፖርት ሎጂስቲክስ፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣወውሮፓውያን ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ዳቮስ ኣብ ዝተኻየደ…
ስፓርት ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ስዊድን ንስሎቫኪያ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ ዝተዛዘመ ምድብ ፀወታ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ስዊድን ንስሎቫኪያ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ስዊድን ተዓዊታ ንኽትወፅእ ኤሚል ፎርስበርግ ኣብ መበል 77 ደቒቕ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ስዊድን ዓወት ምምዝጋባ ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝመክር ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቕኒዑ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝመክር ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቕኒዑ። ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን መዳርግቲ ኣካላትን ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኢዩ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ንምዝታይ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቕኒዑ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ንኻልኣይ ግዘ ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ንኻልኣይ ግዘ ተመሪፆም። ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ብምዃን ንዘሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ እናገልገሉ ዝፀንሑ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ ዳግም ብምምራፆም ዝተሰመዖም ሓጎስ ብትዊተር ገፆም ኣቢሎም ገሊፆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር ከንብር ኢየ” ብዝብል ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝቕፅል ሰኑይ “ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር ከንብር ኢየ” ብዝብል ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ። ሃገራዊ መረፃ ምስ ሓምለዋይ ልምዓት ብምውዳድ ሕብረተሰብ ጎድና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ቀይ መስቀለ ኢትዮጵያ 100 ሺሕ ክታበት ኮቪድ-19 ካብ ቀይሕ መስቀል ቻይና ክርከብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይ መስቀለ ኢትዮጵያ ካብ ቀይሕ መስቀል ቻይና ዝተበርከተሉ ሓገዝ 100 ሺሕ ክታበት ኮቪድ-19 ክርከብ ኢዩ። እቲ ማሕበር ዝተገበረሉ ሓገዝ ድማ ብሚኒስቴር ጥዕና ኣቢሉ ናብ ሕብረተሰብ ንኽባፃሕ ንሚኒስቴር ጥዕና ከምዘረክብ ተሓቢሩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ኣብ ዝካየደሉ መዓልቲ ብኽፋል ክፍቲ ኮይኖም ክውዕሉ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዝካየደሉ መዓልቲ ምስ መረፃ ዝተተሓሓዙን ህፁፅ ውሳነ ቤት ፍርዲ ዝሓቱ ጉዳያት ንምትእንጋድ ብኽፋል ክፍቲ ኮይኖም ከምዝውዕሉ ተገሊፁ። ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ማለት እውን ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል፣…
ቢዝነስ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ጂ ኣይ ዜድ ጀርመንን ሰነድ ስምምዕነት ፕሮጀክት ከቲሞም Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ጂ ኣይ ዜድ ጀርመንን ሰነድ ስምምዕነት ፕሮጀክት ከቲሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ ከባቢ ሴክተራት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከባቢ ስራሕን ናብራን ንምምሕያሽን ዕድል ስራሕ ክብ ንምባልን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን መረፃ ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ሰብኣዊ መሰላት ኣኽቢሮም ክንቀሳቐሱ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ኣብ እዋን መረፃ ሰብኣዊ መሰል ዜጋታት ኣኽቢሮም ክንቀሳቐሱ ከምዝግባእ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ፀዊዑ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ከይዲ መረፃ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰላት ኣመልኪቱ ምስ ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ተዛቲዩ። እቲ መድረኽ…