ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዋናዊ ኩነታት ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ንልዕሊ 5 ሺሕ ምሁራን መብርሂ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ እዋናዊ ኩነታት ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ንልዕሊ 5 ሺሕ ምሁራን ዩንቨርስቲታት መብርሂ ሂቦም። እቶም ምሁራን ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ካብ ዘለዋ ልዕሊ 50 ዩንቨርስቲታት ዝተውፃእፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፅቲ ኣድላዪ ጥንቃቐ ኮቪድ-19 ክገብሩ ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢዮጵያ ኣገንዚቡ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ድምፂ ንመሃብ ናብ ጣቢያታት መረፃ ኣብ ዝኸዱሉ እዋን ኣድላዪ ጥንቃቐ ኮቪድ-19 ክገብሩ ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ቦርድ መረፃ ንኣፈፀምቲ መረፃ ዝኸውን መከላኸሊ ኮቪድ-19 ምቕራቡ ዝገለፀ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ዲፕሎማሲ ንምጥንኻር ዝዓለመ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ሙሁራን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ ኢዩ፡፡ ምክትል ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሪት ሄራን ገርባ ተዓዋቲት ሽልማት ሽጋራ ዘይትከኸሉ መዓልቲ 2021 ኮይነን Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ምግቢን ኣፋውስን ኢትዮጵያ ወይዘሪት ሄራን ገርባ ተዓዋቲት ሽልማት ሽጋራ ዘይትከኸሉ መዓልቲ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ኮይነን። እተን ዋና ዳይሬክተር፥ ኢትዮጵያ ሰባት ኣብ ዝተኣከቡሉ ቦታ ሽጋራ ከይትከኽ ዘውፀአቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝቕፅል ከይዲ ሃገራዊ መረፃ ንምዕዛብ ተዓዘብቲ ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ ሃገራዊ መረፃ ንምዕዛብ ተዓዘብቲ ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ። ትማሊ ምሸት ነበር ፕሬዚዳንትን ናይጄሪያንኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ሓላፊ ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ ዝኾኑ ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን ሃገሮም ምስ ኣሜሪካ ንዝግብር ዘተን ግጥምን ክትዳሎ ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን ሃገሮም ምስ ኣሜሪካ ንዝግብር ዘተን ግጥምን ክትዳሎ ከምዝግባእ ፀዊዖም። ሰሜን ኮርያ ኣቐድሚ ሕዚ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ዲፕሎማስያዊ ርክባት ንኽምስረት ዝገበሩዎ ፈተነ ገፅ ከሊኣቶ ፀኒሓ ኢያ። እቲ መራሒ ሰሜን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትራንስፖርት ባቡር የኢትዮ-ጂቡቲ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ቶን ወፃእቲን ኣተውቲን ኣቑሑት ምጉዕዓዙ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር የኢትዮ-ጂቡቲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ቶን ወፃእቲን ኣተውቲን ኣቑሑት ከምዘጓዓዘ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ማሕበር ኣክሲዮን ኢንጂነር ጥላሁን ሰርካ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ቀዳማይ ዓመት…
ስፓርት ጣሊያን፣ ቤልጂየምን ኔዘርላንድስን ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ምሕላፈን ኣረጋጊፀን Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝሓለፋ ሃገራዊ ጋንታታት እናተፈለጣ ይመፅኣ ኣለዋ። ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተገበሩ ፀወታታት፥ ካብ ምድብ 1 ጣሊያን፣ ካብ ምድብ ክልተ ቤልጂም ከምኡ እውን ካብ ምድብ 3 ኔዘርላንድስ ናብ ውድድር ኣውዲቕካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ህንፀት ሰላም ሃገር ርኢቶ ኣካላት ድሕንነትን ፀፅታን ብዝብል ርእሲ ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ጦር ምክልኻል ምስ ሚኒስትር ሰላም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ብምትሕብባር “ኣብ ህንፀት ሰላም ሃገር ርኢቶ ኣካላት ድሕንነትን ፀፅታን” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ሌተናል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍሪካ ኣብ ማእኸል ብርቱዕ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ቫይረስኮሮና ምህላዋ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ከቢድ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ቫይረስኮሮና ከምዘላን ሓያለ ብልቃጣት ክታበት ከምዘድልያን ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ። ኣብ መላእ ኣፍሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ናይ ዝተለኸፉ ሰባት ካብ 5 ሚልየን ክሓለፍ እንከሎ፥ ብውሕዱ ሸውዓተ ሃገራት ኣብ…