Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ደቡብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምምሕምሻሽ ኣውሮፕላን 20 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን ግዝኣት ዩኒቲ ንኡሽተይ ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ 20 ሰባት ህይቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እታ ኣውሮፕላን ካብታ ግዝኣት ተበጊሳ ናብ ርእሰ ከተማ ደቡብ ሱዳን ጁባ እናምረሐት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ሓላፊ ኮሙኒኬሽን ግዝኣት…

ዓውዲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ዘደንገፀ ዲፕሲክ መጥቃዕቲ ሳይበር ኣጋጢሙዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስተለቐቐ ኣብ ሒደት መዓልቲታት ኣብ መላእ ዓለም ተቐባልነት እናረኸበ ዝመፅአ ሓጋዚ መተግበሪ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ቻይና ዝኾነ ዲፕሲክ መጥቀዕቲ ሳይበር ከምዘጋጠሞ ተሓቢሩ፡፡ ዲፕሲክ ንቻትጂፒት (ChatGPT) ኣሜሪካ ዝነሓናሕን ተደላይነቱ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ሽመት ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ኣኼባኡ ሽመት ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ ባይቶ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 17ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ሓፈሻዊ…

2ይ ዙር ውድድር ቁርዓንን ኣዛንን ዝቕፅል ሰንበት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ዙር ዓለም ለኸ ውድድር ቁርዓንን ኣዛንን ኢትዮጵያ 25 ጥሪ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ውድድር ዝተሰናደአ ብላዕለዋይ ሓላዋይነት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ብማሕበር ቁርዓን ዘይድ ኣብን ሳቢት…

ጉባኤ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኪጋሊይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 26 ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል እናተሳተፉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብቲ…

ፓርቲ ብልፅግና ሰላም ንምፅናዕ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቖራፅነት እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ቅድሚ ኩሉ ሰላም ንምፅናዕን ልምዓት ብምርግጋፅን ብቖራፅነት እናሰርሐ ምዃኑ ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ ገሊፆም። ዘላቒ ሰላም ንምፅናዕ፣ ሃገራዊ ትልሚታት ልምዓትን ንምዕዋት እውን ዝተጀመሩ ኩለመዳያዊ ፃዕሪታት ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ…

ኢትዮጵያ ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ዓቕማ ናብ 13 ሺሕ ሜጋ ዋት ክተዕቢ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2028 ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ዓቕማ ናብ 13 ሺሕ ሜጋ ዋት ክብ ንምባል ከምዝሓሰበት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣጽቀ ስላሴ ኣፍሊጦም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ዝሕደስ ሓይሊ ኣፍሪካ ኣብ ዝተኻየደ ፓናል…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ እቶት ዓውዲ መዓድን ከምዘዕበዮ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንዓውዲ መዓድን ፍሉይ ትኹረት ብመሃቡ እቶት እቲ ዓውዲ ከምዘዕበዮ በዓል መዚ ልምዓት መዓድን ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ነመራ ገበየሁ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝገለፁዎ÷ አብቲ ዓውዲ…

ፕሮጀክት ዳግመ ህንፀት ትራንስሚሽንን ዲስትሪቢዩሽንን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብልዑል ሸርፊ ወፃኢ እናተወገነ ዝርከብ ፕሮጀክት ዳግመ ህንፀት መዓበዪ ዓቕሚ ትራንስሚሽንን ዲስትሪቢዩሽንን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ንምዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢኣን ኣብ ውሽጢ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብሓባር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ብዙሓት በዓል ብዙሕ መድረኻት ብሓባር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢኖንሴባ ሎሲን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ…