ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ብምኽኒያት ምረቓ ፕሮጀክቲታት ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ተገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ብምኽኒያት ካብ መስቀል ኣደባባይ ክሳብ ማዛጋጃ ቤት ዝምረቑ ፕሮጀክቲታት ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ተገይሮም።
ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሎ፥ እቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ብሰላም ንክዛዘም ምስ ኣካላት ፀፅታን…