ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ምትእስሳር ቀረብ ሓይሊ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ምትእስሳር ቀረብ ሓይሊ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቡ ልዝብ ተኻይዱ።
ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ዘካተተን ጉጅለ ልኡኽ ምስ…