ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክልተ ኣዋጃት ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ፍሉይ ኣኼባኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ፡፡ እቲ ባይቶ ኣብ ፍሉይ ኣኼባኡ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ንመጠናኸሪ ዓውዲ ፋይናንስ ዝውዕል ስምምዕነት ልቓሕ ንምፅዳቕ ዝቐረበ ረቂቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትካላዊ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ኣኼባ ላዕለዋይ ፀፍሒ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትካላዊ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ብምድሃብ ኣኼባ ላዕለዋይ ፀፍሒ ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ይካየድ ኣሎ፡፡ ሎሚ መዓልቲን ፅባሕን ዝካየድ ኣኼባ ኣብ ካላዊ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ሕብረት ዘላቒ ፋይናንስን መመሓየሺውዳበ ስራሕ ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ልዕሊ 2 ሺሕ 300 ሊትር ቤንዚን ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ልዕሊ 2 ሺሕን 360 ሊትሮ ቤንዚን ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ተግባር ገበን ዝተፈፀመ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 7 ፍሉይ ሽሙ ሰንጋ ተራ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ እንትኸውን÷ ገበን ፈፀምቲ…
ቢዝነስ ልዕሊ 590 ሚሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 597 ሚሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ናብ ፍሉያት ዞባታት ኢኮኖሚን ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋን ከምዝኣተዉ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ፈፃሚ ስራሕ ፕሮሞሽንን ማርኬቲንግን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ከምዘመሓላለፈ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ካቢኔ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ዓመት 6ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ዲፕሎማሲ እታ ሃገር ኣብ ግምት ዘእተወ ሕቶ መሬት ኤምባሲታት…
ስፓርት ቶተንሃም ኣብ ሜዳኣን ኣብ ቅድሚ ደገፍታን ብሌስተር ተሳዒራ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ሰዓት 11 ቶተንሃም ምስ ሌስተር ተራኺበን ብዓወት ሌስተር ሲቲ 2 ን 1 ተዛዚሙ፡፡ ቶተንሃም ኣብቲ ሊግ ካብ ዝገበረቶም 23 ፀወታታት 7 ጥራሕ ዝሰዓረት እንትትከውን÷ 13 ፀወታታት ተሳዒራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንጂማ ዓለም ለኸ ከተማ ንምግባር ዘኽእሉ ዓሰርተ ኣንፈታት ኣቐሚጦም Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንጂማ ዓለም ለኸ ከተማ ንምግባር ዘኽእሉ ዓሰርተ ኣንፈታት ኣቐሚጦም በዚ ድማ፣- ቡን ብፅሬትን ብስፍሓትን ምፍራይ፤ ብፍላይ ስፔሻሊቲ ቡን ‘ጥሪኝ‘ ምስፍሕፋሕ፣ ፍሉያት ዝራእቲ ኦርጋኒክ ቆፅሊ ሻሂ ብፍሉይ ብራንድ ኣብ ጂማ ምቅንብባር፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ኮር ምብራቕ ኣማራፂ ሰላም ኣብ ልዕሊ ዘይተቐበሉ ዕጡቓት ስጉምቲ ወሲዱ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዚ ኮር ምብራቕ ኣብዚ ሰሙን ብዝገበሮ ወፍሪ ኣማራፂ ሰላም ኣብ ልዕሊ ዘይተቐበሉ ዕጡቓት ስጉምቲ ከምዝወሰደ ገሊፁ። ኣብቲ ወፍሪ ብዙሓት ምዉታተ ብምግባር ዕጥቂታትን ናውቲ ሎጂስቲክን ክማርኽ ከምዝኸኣለ ማሕበራዊ ሚዲያ ሰራዊት ምክልኻ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ወሃቢ ህፁፅ ምላሽ ፖሊስ ፌዴራል ናብ ዱባይ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ወሃቢ ህፁፅ ምላሽ ፖሊስ ፌዴራል (ስዋት) ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዝተሰናደአ ውድድር ኣወሃህባ ህፁፅ ምላሽ ንምስታፍ ናብ ዱባይ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ንኢትዮጵያ ብምውካል ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ኣብ ዝካየድ ውድድር ኣወሃህባ ህፁፅ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ናይጄሪያ ናይ ነዳዲ ታንከር ፈንጂሩ ብውሑዱ ህይወት 15 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይጄሪያ ግዝኣት ኢኑጉ ቤንዚን ዝፀዓነት ታንከር ብዘጋጠማ ሓደጋ ምፍንጃር ሰለስተ ህፃናት ሓዊሱ ብውሑዱ ህይወት 15 ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ምፍንጃር ነዳዲ ዝፀዓነት መኪና ካብ ቁፅፅር ወፃእ ብዝኾነ ኩነታ ምስ ካልኦት 6 ተሽከርከርቲ ብምግጫዋ…