Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ራይላ ኦዲንጋ ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ኣብ ብሄራዊ ስታዲየም ናይሮቢ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ስድራ ራይላ ኦዲንጋ፣ ፈተውቲን…

ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ፍሉይ ወፍሪ ዘተኣማምን ሓይሊ ኮማንዶ ብምስልጣን እናብቀዐ ይርከብ – ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ፍሉይ ወፍሪ ዘተኣማምን ሓይሊ ኮማንዶ ብምስልጣን እናብቀዐ ይርከብ ኢሎም ኣዛዚ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ፍሉይ ወፍሪ ሌተናል ጄነራል ሹማ ኣብደታ፡፡ ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ፍሉይ ወፍሪ ብላቴ ብምርካብ 4ይ ዙር…

ባንኪ ዓለም ጉዕዞ ልምት ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ቆራፅ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሽዴ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ሓዊሱ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቀልጡፍን ኣገልግሎት ንመሃብ ዘኽእል ዲጂታል ስርዓት ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ትካላዊ ኣሰራርሑኡ ብምዝማን እዋኑ ዝሓለወን ቅልጡፍን ኣገልግሎት ንመሃብ ዘኽእል ዲጂታል ስርዓት ተግባራዊ ምግባር ጀሚሩ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዝማዕበለ ዲጂታል…

ድሕሪ 738 መዓልቲታት ዝተራኸቡ ብሃማስ ዝተዓገቱ ፍቕረኛታት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤላውያን ኖኣ ኣርጋቫኚን ኣቪንታን ኦርን ብሃማስ ምስተዓገቱ ድሕሪ 738 መዓልቲታት ምስተለቐቑ ዳግም ተራኺቦም፡፡ እቶም ፍቕረኛታት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያ 7 ጥቅምቲ 2023 ሃገር ሰላም ኢሎም ኣብ ምዕራባዊ ኔጌቭ ፌሰቲቫልስ ሙዚቃ ኖቫ…

ፍሬንኪ ዲዮንግ ኣብ ባርሴሎና ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ስምምዕነት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ባርሴሎና ፍሬንኪ ዲዮንግ ኣብታ ጋንታ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ሓዱሽ ኩንትራት ከምዝፈረመ ዕላዊ ተገይሩ። ኣብ 2019 ካብ ኣያክስ ናብ ጋንታ ካታሎን ባርሴሎና ዝተፀምበረ ፍሬንኪ ዲዮንግ፤ ኣብታ ጋንታ ዘደንቕ…

ኣትሌት ታምራት ቶላ ካብ ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ 34 ዓመት ኣትሌት ታምራት ቶላ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኽንያት ካብ መበል 50 ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ወፃእ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዘረጋገፆ፤ ወናኒ ክብረ ወሰን ማራቶን ኣምስተርዳም ኣትሌት ታምራት ቶላ ብዘጋጠሞ ጉድኣት…

ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ሎጂስቲክስን ማሪታይምን ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ምስራሕ ይግባእ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ሎጂስቲክስን ማሪታይምን ዘበኑ ዝጠልቦ ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ጉባኤ ማሪታይም ኣፍሪካ ሚኒስትራት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሃገራት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ራይላ ኦዲንጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ብሽም መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓዘኖም ብምግላፅ…

ራይላ ኦዲንጋ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡ ራይላ ኦዲንጋ ብዝሓደሮም ሕማም ልቢ ሕክምናኦም እናተኸታተሉ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ 80 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ሬውተርስ ፀብፂቡ፡፡ ውሩይ…