ኣብ ትግራይ መምርሒ ዝተመሓየሸ መተግበሪ ኣዋጅ ህፁፅ ግዘ ሕላፍ ሰዓትን ገደብን ተግባራዊ ምዃን ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ትግራይ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ስራሕ ኣብ ዝፀንሐ ኣዋጅ ህፁፅ ግዘ ሕላፍ ሰዓትን ገደብን መመሓየሺን መተግበሪ ኣዋጅን ብምድላው ተግባራዊ ምዃን ከምዝጀመረ ኮማንድ ፖስት እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ኣፍሊጡ።
ኣባል እቲ ኮማንድ ፖስትን ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ…