ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መንግስቲ ኦሮሚያ ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ፥ ክልልናን ሃገርናን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ምዕራፍ ሽግግር ለውጢ ብዘተኣማምን ኩነታት መሬት ንምትሓዝ እናሰርሐ የርከብ ክብል ገሊፁ። ይኹን እንበር ነቲ ለውጢ ዝተቓወሙ ሓይሊታት ብሙሉእ ዓቕሞም ንተግባር…
ቢዝነስ ፓርቲ ብልፅግና ሓዊሱ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሓዊሱ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ገይሮም። ኢዜማ፣ ፓርቲ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ፣ መኢአድ፣ ፓርቲ ህዳሴ፣ ዴሞክራሲያዊ ህብረት ኢትዮጵያ፣ ፓርቲ ኣዲስ ትውልድን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ምርጫ ዘስዕቦ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክሊ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ምርጫ ዘስዕቦ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ። እቲ ኣብ መድረኽ ሓዱስ ወግዒ ዝግበር ዘሎ ዘተ፥ ሰላምን ደሕንነትን ኣብ እዋን ምርጫ ዝብል ርእሲ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። እስክንድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኢትዮጵያ ናብ ዋናጫ ኣፍሪካ ብምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኢትዮጵያ ናብ ዋናጫ ኣፍሪካ ብምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ብተናፀል ዘይኮነስ ሕብረት ዕላማ የዐውት፣ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናብ ዋናጫ ኣፍሪካ ብምሕላፉ ኣዝዩ ደስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ “መላእ ህዝቢታት ኢትዮጵያ እንኳዕ ደስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ሙሉእ ብሙሉእ ኣፍሪካዊ ንኽኸውን ፀዊዓ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ሙሉእ ብሙሉእ ኣፍሪካዊ ንኽኸውን ፀዊዓ። እቲ ፃውዒት ዝቐረበ ብመርበብ ሓበሬታ ኣቢሉ ኣብ ዝተኻየደን ኣብ ቅድመ ምድላው ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ልምዓት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ዘድሃበ ኣኼባ ኢዩ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ጠቅላይ ሚኒስትሩ ከተሠራ የማይመጣ ውጤት የለምም ብለዋል እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ እንተተሰሪሑ ዘይመፅእ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ኒጀርን ማዳጋስካርን ባዶ ንባዶ ማዕረ ምውፀአን ስዒቡ ኢዩ 9 ነጥቢ ብመሓዝ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሓሊፋ ዘላ፡፡ ኢትዮጵያን ኮትዲቧርንቧናገበረኦ ኣብ ዝነበራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ህዝቢ ዘልዕሎም ፀማት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ንምፍታሕ ክሰራሕ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ኣገንዚቦም Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ 6ይ ዓመት ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሽመታትን ብመሃብ ተዛዚሙ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ጁል ናንጋል ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ ሰላም ብዝበለፀ ዘተኣማምን ብምግባር ማሕበራዊን…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊተረ ጋንታ ኮትዲቧ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትገብሮ ፀወታ ቀወምቲ ተሰለፍቲ ዕላዊ ኮይኖም፡፡ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2021 0 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊተረ ጋንታ ኮትዲቧ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትገብሮ ፀወታ ቀወምቲ ተሰለፍቲ ዕላዊ ኮይኖም፡፡ 1.ተክለማርያምም ሻንቆ ኣስራት ቱንጆ ያሬድ ባየ ኣስቻለው ታመነ ረመዳን የሱፍ 6 .ሃብታሙ ተከስተ ሱራፌል ዳኛቸው ሽመልስ በቀለ…