ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 37 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ መድሕን ጥዕና ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 37 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ማሕበረሰባዊ መድሕን ጥዕና ከምዝኾኑ ኤጀንሲ መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቁፅሪ ምስዝሓለፈ ዓመት እንትነፃፀር ናይ 5 ሚሊየን ወሰኽ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ካብዚ ውሽጢ እቶም 7 ሚሊየንን 32 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኳታር ኣብ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘድሃበ ልዝብ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኳታር ኣብ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘድሃበ ልዝብ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ይካየድ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣብ ዲሃ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኮን ምስ ዝተብሃለ ትካል ኣማኻሪ ስራሕቲ ቢዝነስ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ዘተ ብቐንዱ ትክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደራሲን ተርጓሚን ኣማረ ማሞ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 20 መፃሕፍቲ ንአዳንባብያን ዘበርከቱን ደራሲን ተርጓሚን ኣማረ ማሞ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ኣባል ክብሪ ዕድመ ልክዕ ማሕበር ደራሲያን ኢትዮጵያ ደራሲን ተርጓሚን ኣማረ ማሞ ብዝሓደሮም ሕማም ክትትል ሕክምና እናገበሩ ድሕሪ ምፅናሕ ሎሚ…
ኮሮናቫይረስ ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ፍርያት ሲኖፋርም ክታበታት ኮቪድ19 ፅባሕ ክትርከብ ኢያ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ኣብ ቻይና ዝተዳለወ ፍርያት ሲኖፋርም ክታበታት ኮቪድ19 ፅባሕ ከምትርከብ ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ፍልፍል ብምግባር ግዜኢ ከምዝፀብፀቦ፥ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብዝተገበረ ሓገዝ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊ ንምግባር ዝተዋደደ ስራሕ ምጅማሩ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊ ንምግባር ዝተዋደደ ስራሕ ምጅማሩ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ምስ ኮሚሽነራት ፖሊስ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣካይዱ። ኣብዘቲ ኣኼባ ድማ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊ ንምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማይ ግድብ ህዳሰ ዝዓርፈሉ ካልኣይ ዙር 4 ሺሕን 854 ሄክታር ምንጠራ ደኒ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ማይ ዘዓርፈሉ ቦታ ካልኣይ ዙር 4 ሺሕን 854 ሄክታር ምንጠራ ደኒ ከምዝካየድ ኤጀንሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ቴክኒክን ሞያን ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ኣሽር ኣብዱራሂም፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ተምሃሮ ልዕሊ 350 ነጥቢ ኣምፂኦም Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2012 ዓ.ም ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ተምሃሮ ልዕሊ 350 ነጥቢ ከምዘምፅኡ ተገሊፁ። ኤጀንሲ ሃገር ለኸ ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ፥ ውፅት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ ንጋዜጠኛታት መግለፂ ሂቡ። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ግምባር ሓድነት ናፅነት ኦሮሞን ቦርድ ምርጫን እንትረአ ዝፀንሐ ክትዕ ቤት ፍርዲ ውሳነ ተዋሂቡዎ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንጎ ግምባር ሓድነት ናፅነት ኦሮሞን ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያን እንትረአ ዝፀንሐ ክትዕ ቤት ፍርዲ ውሳነ ተዋሂቡዎ። እቲ ውሳነ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መበል ካልኣይ መጋባእያ ጉዳያት ምርጫ እንትኸውን፥ ብወገን ቦርድ ምርጫ እቲ…
ኮሮናቫይረስ ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዝወፅአ መምርሒ ተግባራዊ ምዃን ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዝወፅአ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ጥዕናን ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራልን ዕለተ ቀዳም ብመሰረት ዝሃብዎ ጋዜጣወዊ መግለፂ፥ ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ኣብ ልዕሊ ምንቅስቓስን ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምሻይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልማታዊ ሴፍቲኔት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልማታዊ ሴፍቲኔት ዕላዊ ኮይኑ። ብብርኪ ሃገር ኣብ ልዕሊ 408 ወረዳታት ዝነብሩ ለዕሊ 8 ሚሊየን ዜጋታት በልምዓታዊ ሴፍቲኔት ተረባሕቲ ኢዮም። እቲ ፕሮግራም ድኽነት ብምቕናስን ውሕስነት ምግቢ ብምርግጋፅን ብመንፅር…