Fana: At a Speed of Life!

ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ጄፍሪ ሳክስ (ፕ/ር) ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጥምረት መፍትሒ ዘላቒ ልምዓት ሕቡራት መንግስታት ጄፍሪ ሳክስ (ፕ/ር) ተዛቲዮም፡፡ ክልቲኦም ወገናት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተግበረቶ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥ ኣብ…

ካብ ዓለም ለኸ መስሕባት ቱሪዝም ሓንቲ ዝኾነት ኢትዮጵያ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብዝሰርሐቶም ስራሕቲ ካብ ዓለም ዝማዕበላ መስሕባት ሓንቲ ክትከውን ክኢላ፡፡ እናዓበዩ ብዝመፅኡ ዓለም ለኸ ጉዕዞታት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ቱሪስታት ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም…

ምድላው ጎስጓስ ምረፁኒ ፓርቲታት ብልፅግናን ኢዜማን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ  ብልፅግናን ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ)ን ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምድላው ጎስጓስ ምረፁኒ ገይርና ኢሎም። ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩ…

ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እናተፈተነት ትርከብ ሪያል ማድሪድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓያል ጋንታ ስፔን ሪያል ማድሪድ ሻውድድር ምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ብሓዱሽ ኣቀራርባ ብመልክዕ ሊግ ምክያድ ካብ ዝጅምር ንደሓር ኣብቲ መድረኽ እናተፈተነት ትርከብ፡፡ ኣብ ዘበነ ውድድር 2024/25 እቲ ውድድር ብሓዱሽ ኣቀራርባ ምክያድ ኣብ ዝጀመረሉ…

ወርሒ ረመዳን ብምትሕግጋዝን ብምትሕስሳብን ክነሕልፎ ይግባእ – ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ወርሒ ረመዳን ብምትሕግጋዝን ብምትሕስሳብን ክነሕልፎ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ። ወርሒ ረመዳን ኣመልኪቶም መግለፂ ዝሃቡ እቶም ፕሬዚዳንት÷ ንመላእ ማሕበረሰብ ሙስሊም…

9ይ ፎረም ቢዝነስ ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)9ይ ፎረም ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ፎረም “መፃኢ ግዘ ኣፍሪካ ብፋይናንስ ምድጋፍ፣ ስራሕን ኢኖቬሽን ንዘላቒ ትራንስፎርሜሽን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ቀንዲ ዕላማ እቲ ፎረም ቢዝነስ…

ኢትዮጵያ ዓውዲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ እተሃንፅን ትመርሕን ክትከውን ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዘበን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ተመልካቲት ጥራሕ ዘይኮነስ እቲ ዓውዲ እተሃንፅን ትመርሕን ክትከውን ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ማእኸል ፈጠራ…

ስትራቴጂያዊ ጉልበት ሃፍቲ ማይ ንኣፍሪካ ዝገለፀት ኢትዮጵያ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ሓፍቲ ስራሕ ዓለም ለኸ ትካላትን ሰብ ሞያ እታ ኣህጉርን ማእኸል ዲፕሎማሲ ኣብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ኣተኣናጊዳ ኢያ። ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ መቐመጢት እቲ…

ዘደንቕ ለውጢ ከተማና ነቶም ጉባኤታት ልዑል ሞገስ ኮይኑ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምህዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ተቐባላይነታ ጋሻ ኢትዮጵያዊያንን ዘደንቕ ለውጢ ከተማናን ነቶም ጉባኤታት ልዑል ሞገስ ኮይኑ ኢዩ ኢለን። እተን ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ዘተኣናገደቶም መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን 2ይ ጉባኤ…

ኢትዮጵያን ጀርመን ወታደራዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ምክልኻ ፌዴሪኢ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ጀርመን ሙኒክ ዝተኻየደ መበል 62 ኮንፈረንስ ፀፅታ ሙኒክ ተሳቲፉ። እቲ ኮንፈረንስ ብሕጊ ኣብ ዝተመስረተ ዓለም ለኸ ስርዓት…