Fana: At a Speed of Life!

ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ወይ ፅባሕ ዕላዊ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ 20 ጋቢት፣ 2013 ዓም (ኤፍቢሲ)ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ወይ ፅባሕ ዕላዊ ከምዝግበር ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እርማት ፈተና ስለ ዝተዛዘመ ውፅኢቱ ዕላዊ ክኸውን ኢዩ።…

ኣብ ክሊ ፅንሰ ሓሳብ ፌዴራሊዝን ዘድሃበ ስልጠና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ክሊ ፅንሰ ሓሳብ ፌዴራሊዝን ዘድሃበ ስልጠና ኣብ ጅግጅጋ ይህብ ኣሎ። እቲ ስልጠና 18 ክሳብ 20 መጋቢት ዝወሃብ ዘሎ እንትኸውን፥ በቢበርኩ ንዘለዉ ኣመራርሓ ናይ ኣሰልጠንቲ ስልጠና ኢዩ ዝወሃብ ዘሎ ኢዩ ተባሂሉ። እቶም…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበበ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እታ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። እቶም ኣመራርሓታት ኣገልግሎት እናተፀበዩ ዝርከቡ ነበርቲ፣…

400 ሜትሮ ዝንውሓታ መትረብ ስዊዝ ን1 ሰሙን ዓፂያ ዝነበረት መርከብ ምንቅስቓስ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መትረብ ስዊዝ ንሓደ ሰሙን ዓፂያ ዝነበረት ዘ ኤቨር ጊቨን ዝተብሃለት ዓባይ መርከብ ምንቅስቓስ ምጅማራ ተሓቢሩ። 400 ሜትሮ ዝንውሓታ ከምዘለዋ ዝተገለፀት ፀዓኒት ኣቑሑት ዓባይ መርከበብ፥ ካብ ዝነበረትሉ ኩነታት 80 ሚኢታዊ ተመዓራሪያ ምንቅስቓስ…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣፍሪካ ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኦሎምፒክ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ባርሴሎና በዓልቲ ዋና ፈላማይ  መዳሊያ ወርቂ  ባለቤት ንዝኾነት ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።  ኣብቲ ስነ ስርዓት…

ዝሐሸ ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ንዘሃቡ 10 ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ፌዴራል ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ሽልማት ፅሬት ኢትዮጵያ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴሪኢ ብምዃን ዘሰናድኦ መዛዘሚ መደብ ፍሉይ ውድድር ፅሬት ኣገልግሎት ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከይዲ ኣወሃህባ ፅሬቶም ተመዚኑ ዝሐሸ ኣገልግሎት ንዘሃቡ 10 ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት…

ብልዕሊ ብር 5 ቢሊየን ወፃኢ ዝተገበረሉ ፋብሪካ ዘይቲ ደብሊውኤ ፈተነ ፍርያት ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ማርቆስ  ብበዓል ሃፍቲ ወርቁ ኣይተነው ዝተሃነፀን ልዕሊ ብር 5 ቢሊየን ወፃኢ ዝተገበረሉን ፋብሪካ ዘይቲ ደብሊውኤ ፈተነ ፍርያት ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣገኘሁ ተሸገርን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት…

ኣብ ጎንደር መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ፕሮግራምን ጎስጓስ መረፃን ፓርቲታት ፖለቲካ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጎንደር መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ፕሮግራምን ጎስጓስ መረፃን ፓርቲታት ፖለቲካ ብልፅግና፣ እናትን ኣብንን ተኻይዱ፡፡ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ ኣርባዕቲአን ዞባታት ጎንደር ዘካየደ እንትኸውን፥ ፓርቲ ብልፅግና መበገሲ…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልል ህዝቢታት ጋምቤላ መበል 11 ስሩዕ ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ። ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ዝተጠቓለለ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም መፈፀምቲ ኣካላት ቀሪቡ ልዝብ ክግበረሉ ኢዩ…

ቦርድ መረፃ ብግምባር ናፅነት ኦሮሞ (ኦነግ) ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ጉባኤ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ መረፃ ኢትዮያ ብግምባር ናፅነት ኦሮሞ (ኦነግ) ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓታት ኦነግ ዝተፈጠረ ምክፍፋልን ውጥጥን ዝተመልከቱ እገዳታት፣ ስምዕታታትን ካብ ክልቲኦም ወገናት ዝወፅኡ…