Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢንዱስትሪ ኣሙኒሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢንዱስትሪ ኣሙኒሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ሰራዊት ምክልኻል ናይ ምፍራይ ዓቕሙ ኣጠናኺሩ ብዘላቕነት ሉኣላውነት ሃገር ምሕላው ኣብ…

ቀዳምነት ንደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሶፊ ማልት ዓመተ 2013 ቫይረስኮሮና ኣብ ግምት ብምእታው ቀዳምነት ንደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ። እቲ ውድድር  5ኪሎ ምትሮ ዝሸፈነ እንትኸውን፥ ''ዓወት ደቂ ኣኒስትዮ ነኽብር'' ብዝብል መሪሕ ቃል ንመበል 18 ግዘ ኢዩ ተኸቢሩ።…

ኣብ ሲያትል ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ሲያትል ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ስም ኢትዮጵያ ንምጥፋእ ብክፍሊት ዝሰርሑሉ ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ንዝሰርሑ  ተረፍ መረፍ ጁንታ ዘውግዝ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ኣብ ዝሓለፉ ሰላሳ ዓማውቲ…

ንምርጫ 2013 ዝኸውን ድልድል 700 ሰዓታት ቴሌቪዥን፣ 400 ሰዓታት ራዲዮን ጋዜጣን ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምርጫ 2013 ዝኸውን ንፓርቲታት ፖለቲካ ድልድል ነፃ ኣየር ሰዓትን ዓምዲ ጋዜጣን ቀሪቡ። እቲ ድልድል ተሞክሮ ሕሉፋት ምርጫታት፣ በዝሒ መራኸብቲ ሓፋሽን ዓቕሚ ብሄራዊ መራኸብቲ ሓፋሽን መሰረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ…

ልዕሊ 55 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ዓምዩቕ ጉድጓድ ማይ መስተ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 55 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ፕሮጀከት ዓምዩቕ ጉድጓድ ማይ መስተ ኣመሪቑ። ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮን ጉለሌን ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ንሕድሕዶም ኣብ መዓል 9 ሺሕ ሜትር ኪዩብ ማይ ምፍልፋል…

ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ካብ ቀፃሊ ወርሒ ጀሚሩ ምዘና መረጋገፂ ብቕዓት ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ካብ ቀፃሊ ወርሒ ሚያዚያ ጀሚሩ ምዘና መረጋገፂ ብቕዓት ክወሃብ ኢዩ ክብል ኮሚሽን ስቪል ሰርቪስ ኣፍሊጡ። ብዩንቨርስቲ ስቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያ ዝዳሎ ምዘና፥ ብቑዕን ተወዳዳሪን ሰራሕተኛ ንምፍራይ ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ።…

ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣየር ወለድን ኮማንዶን የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር መበል 12 ዙር ኣየር ወለድ ብርጌድን መበል 34 ዙር ኮማንዶን የመርቕ ኣሎ። እቶም ተመረቕቲ ብላቴ ኣብ ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ወፍሪ ፍሉይ ሓይሊ ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና…

ተምሃሮ ኣብ ዘለውዎ ብምዃን ምምዝጋብ ዘኽእል ቀጥታ ምዝገባ መረፅቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ዘለውዎ ብምዃን ምምዝጋብ ዘኽእል ቀጥታ ምዝገባ መረፅቲ (ኦንላይን)  ዕላዊ ኮይኑ። ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ዘተ ተዛቲዩ። ኣብቲ መድረኽ…

ኣብ ግብፂ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባቡር ብውሕዱ 32 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግብፂ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ባቡር ብውሕዱ 32 ሰባት ከምዝሞቱን ልዕሊ 165 ከምዝተሃሰዩን ሰብ መዚ እታ ሃገር ሓቢሮም። ኣብ ዞባ ሶሃግ ኣብ ጥቓ ከተማ ታህታ ቅድምን ድሕሪትን ኮይነን ዝጉዓዛ ዝነበራ ሰብ ዝፀዓና ክልተ ባቡራት ብምግጫወን…

ተሳታፍነትን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስቲዮ ብብርኪ ሃገር ንምጉልባት ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ  ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ዝርከብ ማእኽል መውሃቢ ሕክምና ፊስቱላ፣ ኮሌጅ ኢደ ጥበብ ኢናይ ኣቢዳን ሙዚየም ኣብደላ ሸሪፍን ዑደት ገይረን። ብተወሳኺ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ብምርካብ ፕሮግራም ስራሕቲ ምጉልባት…