ኮሮናቫይረስ ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ምክፍፋሉ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ናብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ከምዘከፋፈለ ኣፍሊጡ። እቲ ምክፍፋል ክታበት ሚኒስቴር ጥዕና ብዘውጸኦ ቁፅሪ ዝርገሐ መሰረት ብምግባር ናብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ፣ ክልላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ስራሕቲ ለውጢ ኢትዮጵያ ምድጋፉ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ስራሕቲ ለውጢ ኢትዮጵያ መድጋፉ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ኣብ ብራስለስ ቤሊጅየም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ሕብረት ኣውሮፓ ፊት ንፊት እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ንዓለም ንምፍላጥ ዝዓለመ ሰልፊ ድጋፍ ትማሊ ተሳሊጡ። ኣብ ኮሚሽን ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ቢሮ ኒውዮርክ ታይምስን ሲ ኤን ኤንን ተረኺቦም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ቢሮ ኒውዮርክ ታይምስን ሲ ኤን ኤንን ተረኺቦም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ብምትሕብባር ንምስራሕ ድልውቲ ምዃና ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ሃናፂ ብዝኾነ መልክዑ ብምትሕብባር ንምስራሕ ድልውቲ ምዃና ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ ኣፅቀስላሴ ኣፍሊጦም። ኣምባሳደር ታየ እናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ኣመልኪቶም ናብ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ዶብን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ዶብን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ / ሚካኤልን ዳይሬክተር ብሄራዊ ሓይሊ ፖሊስ ጅቡቲ ኮሎኔል ኣብዲላሂ ኣብዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳህራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሞሓመድ ሳሌም ኦልድ ሳሌክ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳህራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሞሓመድ ሳሌም ኦልድ ሳሌክ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ናይ ሓባር ጉዳያትን ፀገማት ሳሃራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኒውዮርክን ብራስለስን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵውያንን ኢድ ኣእታውነት ወፃ ዝኹንኑ ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኒውዮርክን ብራስለስን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵውያንን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢን ዝኹንኑን ሓቀኛ ምስሊ ኢትዮጵያ ዝገልፁን ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ድማ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጃፓንን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽሩሉ ጉዳይ ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢን ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኤምባሲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽሩሉ ጉዳይ ዘቲዮም። ኣካቢ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ዶክተር ነገሪ ሌንጮ፥ እተን ሃገራት ኣብ ዘፍር ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ 47 ፓርቲታትን 8 ሺሕን 209 ሕፁያት ከምዝመዝገበ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 47 ፓርቲታትን 8 ሺሕን 209 ሕፁያት ከምዝመዝገበ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ኣብ 673 ክልላት መረፃ ኢዩ ምዝገባ ሕፁያት ኣካይዱ ዘሎ፡፡ ኣካቢት ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪተን መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ኣጋሮ ሕፁይ ተወዳዳሪ ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፓርቲ ብልፅግና ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ ኣጋሮ ንመረፃ ሕፁይ ተወዳዳሪ ገይሩ ከምዘቕረቦም ኣፍሊጡ። እቲ ፓርቲ ምልክት መረፅኡን ማኒፌስቶኡን ኣብ ከተማ ኣጋሮ ንኣባላትን ደገፍትን ኣብ ዘፋለጠሉ እዋን እዩ ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ…