ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ፣ ኣይተ ስብሓት ነጋ፣ ኣምባሳደር ኣባይ ወልዱን ካልኦት ተጠርጠርቲን ናብ ቤት ህንፀት ንኽኣትዉ ተዛዚዙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ፣ ኣይተ ስብሓት ነጋ፣ ኣምባሳደር ኣባይ ወልዱን ካልኦት ተጠርጠርቲን ናብ ቤት ህንፀት ንኽኣትዉ ተዛዚዙ።
እተፖም ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ህንፀት ከኣትዉ ተኣዚዙ ዘሎ ዓቃቢ ሕጊ ብመዝገብ ቁፅሪ 220866 መዝገብ ቅድመ ምርመራ…