ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምዝገባ ሕፁያት ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምዝገባ ሕፁያት ትማሊ ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጡ። ብምኽኒያት ፀገም ቢሮ ብፍሉይ ኩነታት ዝረአ እንተዘይኮይኑ እቲ ምዝገባ ብዕሊ ምዝዛሙ እውን ሓቢሩ። ሓፈሻዊ ዝፀደቑ ሕፁያት ዝርዝሮም ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ከምዝግበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ንዝተፈጠረ ሰብኣዊ ቀውሲ ተሓታቲ ህወሓት ኢዩ-ፕሮግራም ሰነድ ልምዓት ውሕመ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዝተፈጠረ ሰብኣዊ ቀውሲ ሓላፍነት ክወስድ ዝግበኦ እቲ ክልል ዝመርሕ ዝነበረ ህወሓት ከምዝኾነ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ ዝፀሓፎ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ፅሑፍ ዕላዊ ዝገበሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ ምስ ሓላፊ ዓለም ለኸ ጉዳያት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገረ ፈረንሳይ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ሄኖክ ተፈራ ምስ ሓላፊ ዓለም ለኸ ጉዳያት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገረ ፈረንሳይ ሜጀር ጄኔራል ሎረን ማርበፍ ተዛቲዮም። ኣብ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ናይ ሓባር ጉዳያት ከምዝተላዘቡ ኣምባሳደር ሄኖክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድዝመፅ ቀዳም ምሃብ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድዝመፅ ቀዳም 4 መጋቢት 2013 ዓ.ም ምሃብ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጥዕኛ ኣፍሊጡ። እቲ ክታበት ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ዝተረኸቡሉ ከምዝወሃብ እቲ ሚኒስቴር…
Uncategorized ኣቦታት ሃይማኖት ሰላምን ይቕረ ይቕረን ዝተገንዘበ ትውልዲ ናይ ምቕራፅ ተግባሮም ከጠናኽሩ ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዐዓስራይ ዓመት ምስረታ በዓል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ “ንሰላም ንሰርሕ፣ ኣብ ሰላም ንነበር፣ ዘረኝነት ንፅየፍ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 137 ነጥቢ 35 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 137 ነጥቢ 35 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም። ዝቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ወይዘሪት ያስሂን ወሃብራቢን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኦስማን ዲዮን ተፈራሪሞምዎ። ዓለም ለኸ ምሕዝነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደረጃን ቅልጣፈን ስራሕ ከመሓይሹ ዝኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደረጃን ቅልጣፈን ስራሕ ኢትዮጵያውያን ከመሓይሹ ዝኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ። ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝምራሕ ስራሕቲ ምምሕያሽ ስራሕን ቅልጣፈን ዝርከበሉ ብርኪ ዝምልከት ፀብፃብ ቀሪቡ ብሄራዊ ኮሚቴ ተዛቲዩሉ። ፕሮግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ሱዳን ንኣልሲሲ ዝተቓወሞም ግብፂ ድሌታ ብሱዳን ኣቢላ ንምፍፃም እናሸረበት ምዃና ብምግንዛብ ኢዩ – ሱዳናዊ ተንታኒ ፖለቲካ ምብራቕ ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ሱዳን ንፕሬዚዳንት ግብፂ ኣልሲሲ ዝተቓወሞም ግብፂ ድሌታ ብሱዳን ኣቢላ ንምፍፃም ትገብሮ ሽርሒ ብምኹናን ከምዝኾነ ሱዳናዊ በዓል ሞያ ሚዲያን ተንታኒ ፖለቲካ ምብራቕ ኣፍሪካን ኣይተ ሃሊ ያሂያ ኣፍሊጦም። ኣይተ ሃሊ ያዲያ፥ ኣብዚ ሰሙን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሊንዳ ቶማስ ግሪንፊልድ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ንቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ንቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቅድሚ ለውጢ ዝተፈጠረ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣረዲኦም። ነቲ ህዝባዊ ምንቅሳቓስ ስዒቡ…