ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 343 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)343 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እቶም ተመለስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርነብ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ማርክ ጋርኒው ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ገለፃ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ዝበፅሐ ጉድኣት ብዝምልከት ብቐረባ እናተኸታተሎ ምዃኑ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)28 ለካቲት 2013 ዓ.ም ኣብ ርእሰ ከተማ የመን ሰንዓ ቤት ህንፀት ብዝተፈጠረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብቲ ቤት ህንፀት ዝነበሩ እሱራት ሓደጋ ሞትን መቑሰልቲን ከምዝበፅሐ ኣብ ሙስካት (ኦማን) ዝርከብ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ናብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ተዛቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ኬንያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበራ ይርከባ፡፡ ኣብ ዑደተን ድማ ምስ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲየን፡፡ ብፍላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ እናተውሃበ ምዃኑ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኢንጂነር አስቴር ይትባረክ፥ እቲ ሃገራዊ ፈተና ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ኣብ ዝተፈላለዩ መፈተኒ ጣቢያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኣምባሳደር ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኣምባሳደር ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ መሓመድ ኢድሪስ ፋራህ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ኣድሂቦም ብስፍሓት ዘቲዮም፡፡ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝወዳደሩ ሕፁያቱ ኣፋሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 6ይ ካገራዊ መረፃ ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ዝወዳደሩ ሕፁያቱ ኣፋሊጡ። እቲ ፓርቲ 23 ሕፁያቱ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምቕራቡ ኣፍሊጡ፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ድማ 138 ሕፁያቱ ንቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ “ትኽሊ ኢኺ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ “ትኽሊ ኢኺ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኸቢሩ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እቲ ዕለት ፆታ መሰረት ዝገበሩ በደላት ጠጠው ንኽብሉ ዝስረሐሉ፣ ደቂ ተባዕትዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ19 ናብ መላእ ዓለም ንምክፍፋል ድሉው ምዃኑ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ19 ናብ መላእ ዓለም ንምክፍፋል ድሉው ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ድሌት ክታበት ኮቢድ19 ክሳብ ሰለስተ ዓመት ክዘልቕ ከምዝኽእል ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፥ ብምኽንያት እቲ ለበዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ረታ ኣለሙ ምስ ሚኒስትር መገዲ ትራንስፖርትን ድሕንነትን እስራኤል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ኣለሙ ምስ ሚኒስትር መገዲ ትራንስፖርትን ድሕንነትን እስራኤል ሚሪ ሬጌቭ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ዘሎ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ምብፃሕ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ኣድሂቦም፡፡…