ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ከይዲ ኣወሃህባ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተዓዚበን Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ የአዲስ አበባ ወይዘሮ አዳነች ኣቤቤ ከይዲ ኣወሃህባ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተዓዚበን። ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 41 መፈተኒ ጣቢያታት ይወሃብ ኣሎ። እተን ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ልዕሊ ኣብ ማይ ካድራ ዝተፈፀሙ ገበናት ቀጥታ ተሳትፎ ኣለዎም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ቀዳማይ መዝገብ ምርመራ ከፊቱ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ልዕሊ ኣብ ማይ ካድራ ብዝተፈፀሙ ገበናት ን229 ሞት ዜጋታት፣ ን10 ደቂ ኣንስትዮ ምድፋርን ን285 ጉድኣት ኣካልን ቀጥታ ተሳትፎ ኣለዎም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ቀዳማይ መዝገብ ምርመራ ከፊቱ። ዓቃቢ ሕጊ ነዚ ዘሓበረ ልዕሊ 30…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን 40 ፆም ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ይቕረ በሃላይነት፣ ምእዙዝ ምዃንን እናተኻፈልካ ምብላዕን ተግባራዊ ምግባር ይግባእ-ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ቀዳማዊ፥ ኣብ እዋን 40 ፆም ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ይቕረ በሃላይነት፣ ምእዙዝ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ሰነድ ስምምዕነት ናይ ሓባር ዕዳጋ ከቲመን Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ሰነድ ስምምዕነት ናይ ሓባር ዕዳጋ ከቲመን። እቲ ናይ ሓባር ከባቢ ንምልማዕ ዘውዕል ስምምዕነት 6 ነጥብ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝበፅሕ ኢዩ ተባሂሉ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ንምምሕያሽ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሃብሎም ጣቢያታት ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ዝወሃብሎም 41 ጣቢያት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዓዚቦም። እቶም ሚኒስትር ነቶም ተፈተንቲ ኣበረታቲዖም። ኣብቲ ዑደት ሓላፊ ኤጀንሲ ሃገር ለኸ ፈተናታት ዶክተር ዴላሞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ “ንፀገም ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ኣብ ዝብል ሓሳብ ሙሉእ እምነት ከምዘለዋ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ንፀገም ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ኣብ ዝብል ሓሳብ ሙሉእ እምነት ከምዘለዋ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፌሊክስ ሺሴኬዲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ “ጀጋኑና ፍለጥወን፤ ነኣድወን” በዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ተኸቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፈርዲ ወይዘሮ መዓዛ ኣሸናፊን ሚኒስትር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ብዝበፅ ሓደጋ ምፍንጃር 15 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ብዝበፅሐ ተኸታታሊ ሓደጋ ምፍንጃር 15 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ባታ ኣብ ዝተብሃለ ከተማ ዝበፅሐ እቲ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ብተወሳኺ 500 ዝኾኑ ሰባት ቆሲሎም ተባሂሉ፡፡ መንግስቲ እታ ሃገር፥ እቲ ዘጋጠመ ሓደጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገበን ምዝራፍ ብር 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ብ16 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዖም Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከቢድ ገበን ምዝራፍ ብር 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝፈፀሙ ክልተ ተኸሰስቲ ሕድሕዶም ብ16 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፅዑ ተበይኑሎም። 1ይ ተኸሳሲ ኣስር ኣለቃ ሃብታሙ ገ/ኪሮስን 2ይ ተኸሳሲ ዘካርያስ ባጫን ኣብ ሕጊ ገበን ዓንቀፅ 32/1/ሀን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ መዓስከር ስደተኛታት ብዝበፅሐ ባርዕ ሓዊ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ መዓስከር ስደተኛታት ብዝበፅሐ ባርዕ ሓዊ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። በቲ ባርዕ ሓዊ ካብ ዝሞቱ ብተወሳኺ ልዕሊ 170 ሰባት ጉድኣት ከምዝበፅሖም ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። ፍልፍል፦ ቢቢሲ…