ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10 ዩኒቨርሲቲታት ናብ ዓርሰ ምሕደራ ንምስጋር ይስራሕ ኣሎ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ዓመታት 10 ናይ መንግስቲ ዩኒቨርሲቲታት ናብ ዓርሰ ምሕደራ ንምስግጋር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፁ፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ መበል 70 ዓመት በዓል ምስረታ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ኣብ ዝገበሩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህይወት 20 ኢትዮጵያውያን ብሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳም ምሸት 35 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ምስ የመናውያን ካፒቴንን ሓጋዚ ካፒቴንን ዝሓዘት ጃልባ ካብ ጂቡቲ ተበጊሳ ኣብ ጥቓ ከተማ ባኒ ኣል-ሃካም ኣል-ሃጃጃህ ከምዝጠሓለት ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ኣብ የመን ኣፍሊጡ። በቲ ሓደጋ ህይወት 9 ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 40 ሺሕ ተምሃሮ ሕክምና ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 40 ሺሕ ተምሃሮ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ እናተውሃበ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ እናተውሃበ ዝርከብ ቢሮታት ጥዕናን ትምህርቲን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምውዳድ "ላይፍ ፎር ዘ ወርልድ" ምስ ዝተብሃለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጡቓት ንዝተኸተሉዎ ትኽክለኛ መገዲ ሰላም ምስጋና ይግባእ – ኣባ ገዳታት Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ኣማራፂ ሰላም ተቐቢሎም ነዝኣተዉ ዕጡቓት ኣባ ገዳታት ምስጋና ኣቕሪቦም። ኣብቲ ክልል ዝንቀሳቐሱ ንዝነበሩን ኣመራፂ ሰላም ንዝተቐበሉን ዕጡቓት ኣፍልጦን ምስጋናን ዘቕርብ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣርጀንቲናን ስምምዕነት ኣገልግሎት ኣየር ከቲመን Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣርጀንቲናን ኣብ ዓውዲ ኣገልግሎት ኣየር ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪመን፡፡ እቲ ስምምዕነት ኢትዮጵያ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኣይተ ጌታቸው መንግስቴን ዋና ፀሓፊ ትራንስፖርት ኣየር ኣርጀንቲና ፍራንኮ ሞጌታን ተፈራሪሞምዎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ርዋንዳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ርዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ቻርለስ ካራምባ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ጉዳይ ርክብ መንግስታዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኔዘርላንድስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኔዘርላንድስ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኔዘርላንድስ ስቲጅን ጃንሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ምርድዳእ ዘይምህላው ንዕንወትን ንሽርሒ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ተቓላዕቲ ይገብር – ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ምርድዳእ ዘይምህላው ንዕንወትን ንሽርሒ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ተቓላዕቲ ይገብር ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ “ተሳትፎ ዜጋታ ንዕዉት መካተቲ ሃገራዊ ምኽክርን ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን” ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ትምህርቲ ኣብ ቤተ-መንግስቲ ፋሲል ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከብ ቤተ-መንግስቲ ፋሲል ዑደት ገይሮም፡፡ ካብቶም ሚንስትር ብተሳኺ ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ጎንደርን ፕሬዚዳንት ዩንቨርሲቲ ጎንደር ኣስራት ኣፀደ ወይን (ዶ/ር)ን ከምኡ…
ስፓርት ፒኤስጂ ከማንቼስተር ሲቲ ኣብ 7ይ ዙር 2ይ መዓልቲ ፀወታ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ዝቕፅሉ እንትኾኑ ፒኤስጂ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ኣርቢ ላይፕብዚግ ምስ ስፖርቲንግ ሊዝበን ከምኡ እውን ሻካታር ዶኔስክ ምስ…