ሚዛን ኣፍሪካ ብምሕው ኣህጉራዊ ምትእስሳር ንምጥንኻር ዕላማ ዝተሓንገጠ ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚዲያ ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ ሚዛን ኣፍሪካ ብምሕው ኣህጉራዊ ምትእስሳር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል ኢዩ፡፡
ም/ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣይተ ፍፁምእሸት ሽመልስ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ መልክዕን ድምፂን…