በዓል ዓወት ዓድዋ በቢጊዚኡ ተሸሪፎም ዘይውድኡ ረቂቕ ሚስጥር ዘለዎ ዓወት ኢዩ-ወ/ሮ ሙፋሪያት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዓወት ዓድዋ በቢጊዚኡ ተሸሪፎም ዘይውድኡ ረቂቕ ሚስጥር ዘለዎ ዓወት ኢዩክብላ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፋሪያት ካሚል ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር '' ብስልጡም ልዝብ ሓዱሽ ምዕራፍ ተስፋ'' ብዝብል ርእሲ ንሰለስተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ…