Fana: At a Speed of Life!

ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓል ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ምሸት 7ይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝካየዱ እንትኾኑ ቤኔፊካ ምስ ባርሴሎና ከምኡ እውን ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ባየርሊቨርጉሰን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት 2፡45 ኣብ ቤርጋሞ ጋንታ…

ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝጠመተ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝጠመተ ዘተ ኮሚቴ ስትሪንግ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ መሰረታዊ ፀገማት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ተዋዲድካ ኣብ ምፍታሕን መዳርግቲ ኣካላት ግደኦም ክዋፅኡ ኣብ…

ርክብ ኢትዮጵያን ኣንጎላን ንምዕባይ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኣንጎላ ኣብ ኢትዮጵያ ሚጌል ሴሳር ዶሚንጎስ ቤምቤን ኣብ ምዕባይ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም፡፡ እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ሞንጎ…

ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ክልል ትግራይ ይጓዓዓዝ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ብመንግስቲ ፌዴራል ዝተዓደገ ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ክልል ትግራይ እናተጓዓዓዘ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ንዝቕፅል ዘበነ ምህርቲ ነቲ ክልል 1 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ…

ምስ ብልሹው ኣሰራርሓ ተተሓሒዙ ኣብ ልዕሊ 73 ሰራሕተኛታት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌብነትን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምክልኻል ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብዝተወገነ ስራሕ ኣብ ልዕሊ 73 ሰራሕተኛታት ምምግዳራዊ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኤጀንሲ ሲቪል ምዝገባን ኣገልግሎት ነባርነትን ኣፍሊጡ፡፡ ምምግዳራዊ ስጉምቲ ካብ ሞንጎ ዝተወሰደሎም 25…

ኣብ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ብኸመይ ምስታፍ ይከኣል?

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት መብዛሕትኡ ግዘ ኣክሲዮን፣ ቦንድ መንግስቲ፣ ሰነድ ግምጃ ቤት መንግስቲ፣ ቦንድ ኩባንያታትን ካልኦት ቦንድታትን ናብ ማእኸላይይ ቦታ ብምምፃእ ዝተዓዳደጉሉ መድረኽ ኢዩ፡፡ መንግስቲን ዘፈር ውልቀን ዝውግኑዎም…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን በዓል ጥምቀት ኣኽቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ኢትዮጵያዊያን በዓል ጥምቀት ብድምቀት ኣኽቢሮም። በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማታት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣልኣይን፣ ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጆሃንስበርግን ኣብ ካልኦት ሃገራት…

ኣርቲስት እንቁስላሴ ወርቅኣገኘሁ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውሩይ ኣርቲስት እንቁስላሴ ወርቅኣገኘሁ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡፡ ኣርቲስት እንቁስላሴ ብዝሓደሮ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዘ ድሕሪ ምፅናሕ ህይወቱ ምሕላፉ ስድራ ኣርቲስቲስት እንቂስላሴ ንፋና ዲጂታል ተዛሪቦም፡፡ ኣርቲስት እንቁስላሴ 30 ኣብ…

ታቦታት ናብ መንበረ ክብሮም ይምለሱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ኣብ በዓል ከተራ ከካብ ኣብያተክርስቲያናት ብምውፃእ ናብ መሕደሪኦም ባሕረ ጥምቀት ዝኣተዉ ታቦታት ስርዓተ-ጥምቀት ተፈፂሙ ናብ መንበረ ክብሮም ይምለለሱ ኣለዉ። እቶም ታቦታት ካህናት፣ ዲያቆናትን ተምሃሮ ሰንበትን ብመንፈሳዊ ዝማሬ…

ብፍቕሪን ሓድነትን ብምስላፍ ንሰላምን ምዕባለን ሃገር ትፅቢት ዝግበረልና ክንፍፅም ይግባእ-ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩላህና ብፍቕሪን ሓድነትን ብምስላፍ ንሰላምን ምዕባለን ሃገር ትፅቢት ዝግበረልና ክንፍፅም ይግባእ ክብሉ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘ ኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ገሊፆም።…