ምእመናን በዓል ትንሳኤ እንተኽብሩ ብሰንኪ ስእነት ሰላም ካብ መረበቶም ንተመዛበልቲ ወገናት ብምድጋፍ ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምእመናን በዓል ትንሳኤ እንተኽብሩ ብሰንኪ ስእነት ሰላም ካብ መረበቶም ንተመዛበልቲ ወገናት ብምድጋፍ ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ፣ ናይ…