Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ትካላትን ኤምባሲታትን ንበዓል ጥምቀት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካላትን ኤምባሲታትን ንበዓል ጥምቀት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኤምባሲታት ብሪታኒያ፣ ኣሜሪካ፣ ስዊድን፣ ኣውስትራሊያ፣ ጀርመን፣ ጣሊንያን፣ ካናዳን ስዊዘርላንድን ኢዮም ነቲ መልእኽቲ…

በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ሲዳማ ብፁዕ ኣቡነ ዮሴፍ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ሃዋሳ መኩሪያ መርሻዬን ካልኦት ኣመራርሓ እታ ከተማን ተረኺቦም። ብተወሳኺ ኣቦታት ሃይማኖት፣…

በዓል ጥምቀት ኣብ መልላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል፥ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ብቕዳሰ፣ ፀሎትን ካልኦት ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።…

ኢትዮጵያን ኪርጊስታንን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኪርጊስታን ኣሲዬን ኢሳዬቭ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኪርጊስታንን ዘሎ ኢኮኖሚናዊን ዲፕሎማሲያዊን ርክብ ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም፡፡…

በዓል ከተራን ጥምቀትን ምኽንያት ብምግባር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 10 ክሳብ 12 ጥሪ 2017 ዓ.ም ኣብ መሕደሪ ታት ጃን ሜዳን ኣቃቂ ቃሊቲን ኣብ ዝኽበር በዓል ከተራን ጥምቀትን ምኽንያት ብምግባር ምጭንናቕ ትራፊክ ከይፍጠር ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ከምዝኾኑ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡…

ህንፃ ፋሲል ነባር ትሕዝቱኡ ሒዙ ብምሕዳስ ናብ ዝነበሮ ግርማ ተመሊሱ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥንታዊ ህንፃ ፋሲል ነባር ትሕዝቶኡ ሒዙ ብምሕዳስ ቀደም ናብ ዝነበሮ ግርማ ሞገስ ተመሊሱ ኣሎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ ጎንደር እምነት፣ መንግስቲን ህብረ…

አርሊንግ ሃላንድ ኣብ ማንቸስተር ሲቲ ክሳብ 2034 ዘፅነሖ ኩንትራት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ማንቸስተር ሲቲ አርሊንግ ሃላንድ ኣብታ ጋንታ ክሳብ 2034 ዘፅነሖ ውዕሊ ከምዝፈረነ ተገሊፁ። ወዲ 24 ዓመት ኖርዌያዊ ኣጥቃዒ ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር ብቕዓቱ እናወረደ ምምፅኡ ስዒቡ ካብታ ጋንታ ክለቅቕ ይኽእል ኢዩ ዝብል…

ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ዝኽበር በዓል ጥምቀት ሃይማኖታዊን ባህላዊን ትሕዝቶኡ ሓሊዩ ንክኽበር ምድላዋት ከምዝተወገነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ዝኽበር በዓል ጥምቀት ሃይማኖታዊን ባህላዊን ትሕዝቶኡ ሓሊዩ ብዝለዓለ ድምቀት ንክኽበር ምድላዋት ከም ዝተወገነ ዓብዪ ኮሚቴ በዓል ጥምቀት ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ እታ ከተማን ኣካቢ ዓብይ ኮሚቴ…

1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ጡጥ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ጡጥ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ልምዓት ጡጥ ኣይተ ሳምሶን ኣሰፋ ከምዝገለፁዎ÷ ንልምዓት ጡጥ ከም ገዋኔ፣ መተማ፣ ሑመራ፣…