ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባ ኣሜሪካ ኣብ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘድሃበ ስልጠና ዓቕሚ ህንፀት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤምባ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘድሃበ ዓውደ መፅናዕቲ ዓቕሚ ህንፀት ኣካይዱ። ዳያኑ፣ ዓቀብቲ ሕጊ፣ ጠበቓታትን ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ቤት ህንፀትን ኣብቲ ዓውደ በፅናዕቲ ተሳተፎም፡፡ እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ጉዳያት ግብረ…
ኮሮናቫይረስ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሕክምና ኮቪድ 19 ዝሕግዝ ጉጅለ ሕክምና ክትልእኽ ኢያ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ሕክምና ኮቪድ 19 ዝሕግዝ ጉጅለ ሕክምና ክትልእኽ ኢያ። እቲ ሰብ ሞያ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሆስፒታል ሳምሶን ኣሱታ ናብ ኢትዮጵያ ዝለኣኽ እንትኸውን፥ ብዶክተር ኣሳፍ ፔሬተዝ ዘምራሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሉኣላውነት፣ ፖለቲካዊ ናፅነት፣ ግዝኣትን ሃገራዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ከምዘኽብር ኣረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሉኣላውነት፣ ፖለቲካዊ ናፅነት፣ ግዝኣትን ሃገራዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ከምዘኽብር ኣረጋጊፁ። ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ሰብ ኣዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘላቒ ረብሓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ፎረም ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዘላቒ ረብሓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ፎረም ኣብ ዩንቨርስቲ ኣሶሳ ይሳለጥ ኣሎ። “ምትሕብባር ምሁራንን ተሳትፎን ንዘላቒ ረብሓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ምሁራን ዩንቨርስቲ ይሳተፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ስደት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስን ብዘላቕነት ምጥያሽ ዝከኣለሉ ኩነታትን ኣድሂበን ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሳሚ ጃሚል ዓብዱላህ ተዛቲየን። ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰላምን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰልን ኣብ ክሊ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ተላዚቦም Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላምን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ኣብ ክሊ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰልን ቀፀልቲ ዓውዲታት ምትሕብባርን ብምድሃብ ተላዚቦም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚልን ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዶ/ር ዳንኤል…
ኮሮናቫይረስ ብምኽንያት ሕፅረት ኦክሲጅን ተሓከምቲ ንምሕጋዝ ከምዝተፀገመ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሜዲካል ኮሌጅ ሚሌኒየም ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ብምኽንያት ሕፅረት ኦክሲጅን ተሓከምቲ ንምሕጋዝ እናተፀገመ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ሆስፒታል ዘጋጠሞ ሕፅረት ኢክሲጅን ስዒቡ ቅድም ክብል ንካልኦት ሆስፒታላት ይወሃብ ዝነበረ ቀረብ ከምዘቋፀ እውን…
ስፓርት ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስን ጅማ አባ ጅፋርን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትኪንግ ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ጅማ አባ ጅፋርን ሓደ ማዕረ ተፈላሊየን። ጌታነህ ከበደ ቅድሚ ዕረፍቲ ንጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሽቶ እንተመዝግብ፥ ተመስገን ደረሰ ድማ ድሕሪ ዕረፍቲ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕናን ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ብሓባር ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ኣብ ዘፈር ጥዕና ብቑዓት ዝኾኑ ሰብ ሞያታት ንምቕራብን ቆፀርቲ ምስ ደለይቲ ስራሕ ሰብ ሞያታት ጥዕና ዘራኽብ ዘበናዊ ሜላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያ ፓዎር ኢንተርናሽናል ሆልዲንግ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣተሓባበራይነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዶሃ ኣብ ኳታር ዝርከብ ኩባንያ ፓዎር ኢንተርናሽናል ሆልዲንግን ምስቲ ትካል ተቐራራቢ ዘፈራት ዝተዋፈሩ ቤት ዕዮታት ቅድመ ኢንቨስትመንት ኣኼባ ተኻይዱ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ንምውፋር ድሌት…