ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ 29 ለካቲት 2013 ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ 29 ለካቲት 2013 ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ካብ 22 ክሳብ 24 ለካቲት 2013 ዓ.ም ዲጂታል መስታወቂያ ከምዝከፋፈል እውን ገሊፁ። ገለፃ እቲ ፈተና 26 ለካቲት ተኻይዱ እቲ ፈተና ካብ 29 ለካቲት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሆስፒታል ኣዶታትን ህፃናትን ኣበበች ጎበና ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝዓበየን ዘበናዊን ዝተብሃ ሆስፒታል ኣዶታትን ህፃናትን ኣበበች ጎበና ተመሪቑ። እቲ ሆስፒታል፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ መሪቐንኦ፡፡ ብብር 700 ሚሊየን ወጻኢ ዝተሃነፀ ሆስፒታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወኪል ሚዲያታት ወፃኢ ብምዃን ትሰርሕ ነይራ ዝተብሃለት ሉሲ ካሳ ብሕጋዊነት ተመዝጊባ ኣይተንቀሳቐሰትን – መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኢፍ.ቢ.ሲ)ወኪል ሚዲያታት ወፃኢ ብምዃን ትሰርሕ ነይራ ዝተብሃለት ሉሲ ካሳ ብሕጋዊነት ተመዝጊባ ትንቀሳቐስ ከምዘይነበረ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ። ዶብ ኣልቦ ጉጅለ ጋዜጠኛታት ኣብ እዋን ፀብፃቡ ብዘይተፈለጠ ውልቀ ሰብ መጥቃዕቲ በፂሑዋ ኢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጉራጌ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉራጌ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ለውጢን ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ካብ ወረዳታት ዞባ ጉራጌ ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ኢዮም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እናሃቡዎ ዝርከቡ ኣመራርሓ ለውጢን ዓወትን ብምንኣድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ንመሃብ ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚነስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና የውጭ ዋንግ ዪ ሃገሮም ንኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ19 ብሓገዝ ንመሃብ ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጦም። ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቦም ድማ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብስልኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ካናዳ ካሪና ጎልድ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ካናዳ ካሪና ጎልድ ተዛቲየን። ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ እናተገበረ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝን እቲ ክልል መሊሱ ንምጥያሽ ሰፋሕቲ ፃዕሪታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤድዋርድ ዞሊሳ ማካያ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፆም። በቶም ኣምባሳደር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ፤ ምስ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ጉዳያት ወፃኢን ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 36 ወረዳታት ኣብ ዝርከባ 92 ጣቢያታት መከፋፈሊ ምግቢ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ እናበፅሐ ይርከብ – ሚኒስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 36 ወረዳታት ኣብ ዝርከባ 92 ጣቢያታት መከፋፈሊ ምግቢ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ እናበፅሐ ከምዝርከብ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 26 ምስ ዝኾኑ ዓለም ለኸ መንግስታዊን መንግስታዊ ዘይኮኑን ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ማርቆስ ተክሌ ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ዱዳያት ወፃኢ ግብፂ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ግብፂ ማርቆስ ተክሌ ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ዱዳያት ወፃኢ ግብፂ ኣምባሳደር ሼሪፍ ኢሳ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ማርቆስ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ቅዋም ኣመልኪቶም መብርሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ኣብ ልዕሊ 33 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ኣብ ልዕሊ 33 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዘፍለጦ፥ ኣብተን ወረዳታት ኣብዚ ሰሙን እዚ ስራሕቲ ምኽባር ልዕልነት ሕጊ…