ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ኤጀሬ ሎሚ መዓልቲ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ሰባት ጉድኣት ኣካል በፂሑ። እቲ ሓደጋ ዶልፊን ዝዓይነታ ተሽከርካሪት ምስ ኣይሱዙ ብምልታማ ዘጋጠመ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ልዕሊ 53 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይን ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያን ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታትዝውዕል 53 ነትቢ 7 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዘ ንዘድሊዮም ወገናት ሓዊሱ ብጎንፂን ለውጢ ኣየርን ንዝተጎድኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰነድ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ብወግዒ ንህዝቢ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዘዳለዎ ሰነድ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ብወግዒ ናብ ህዝቢ ዕላዊ ተገይሩ። እቲ ትልሚ ብቀንዱ ብድረ-ገፅ (http://www.pdc.gov.et/#/tenyearplansection) እቲ ኮሚሽን ኣቢሉ ንህዝቢ ዕላዊ ከምዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዑስማን ዲዮን ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዘፈር መዓድን እናተሳለጠ ምስ ዝርከብ ሪፎርም ፖሊሲን ሕጊን ዝተተሓሓዘ መብርሂ ገይሮም፡፡ ኢንቨስትመንት ዘፈር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 339 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)339 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ ጂዳ ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ መሊስካ ንምህናፅ ናይ ብዙሓት ኣካላት ተሳትፎ ከምዘድሊ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ሰብ ዋና ትካላት ንግዲ ሙሁራንን ክልል ትግራይ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ዘተ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ክልል ትግራይ መሊስካ ንምህናፅ ናይ…
ስፓርት ናሳ ናብ ማርስ ሄሊኮፕተር ልኢኹ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንጂነራት ትካል ምርምር ጠፈር ኣሜሪካ (ናሳ) ንፈለማ እዋን ሄሊኮፕተር ናብ ማርስ ምልኣኹ ኣፍሊጡ። ኣብ ዙሪያ ምህዋር ክትትበርር ኢያ ዝተብሃለት እታ ሄሊኮፕተር፥ ብመጠን ኣዚያ ዝነኣሰት ከምዝኾነት ተገሊፁ፡፡ ኢንጂ ኒውቲ ዝተብሃለት እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ኣፕላይድ ሳይንስ ዩኒቨርሲቲታት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ኣፕላይድ ሳይንስ ዩኒቨርሲቲታት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ መደረ ዘስምዑ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ፕሮፌሰር ታከለ ታደሰ፥ እቲ መድረኽ ብዓይነቱ ፍሉይን ፈላማይን ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢጋድ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ፥ ኣፈፃሚ ስራሕ ኢጋድ፣ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኢትዮጵያን መሻርኽቲ ልምዓትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንድ ኣብ ዞባ ሃዲያ ዝካየዱ ስራሕቲ ልምዓት ከምእትድግፍ ኣምባሳደር ሮበርት ሼትኪንቶንግ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንድ ኣብ ዞባ ሃዲያ ዝካየዱ ስራሕቲ ልምዓት ከምእትድግፍ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሮበርት ሼትኪንቶንግ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ዑደት ገይሮም።…