ኣብ ከተማ ጂንካን ዞባ ጎፋ ከተማ ሳውላን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝኸውን ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጂንካን ዞባ ጎፋ ከተማ ሳውላን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝኸውን ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ።
ኣብ ከተማ ጂንካ ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ፥ “ኣብ ልዕሊ መቓብር ጁንታ ምዕባለ፣ ሰላምን ሓድነትን ህዝቢታት ክልምልም ኢዩ፣ ህብረ-ብሄራዊነት…