ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳልን ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ዝተጀመረ ስራሕ ንምቕፃል ዝዓለመ ኮንፈረንስ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ይካየድ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳልን ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ዝተጀመረ ስራሕ ንምቕፃል ዝዓለመ ኮንፈረንስ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ብሚኒስቴር መዓርግ…