ዜጋታት ናይ ምምራፅ ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ብምጥቃም ንቑሕ ተሳትፎ ክገብሩ ይግባእ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ናይ ምምራፅ ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ብምጥቃም ንቑሕ ተሳትፎ ክገብሩ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም፥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምክያድ ሒደት…