ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ጅማ ኣባጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል 11 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ጅማ ኣባጅፋርን ባህርዳር ከተማን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን።
ክልቲአን ሽቶታት ጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ተመስገን ደረሰ ዘመዝገበን እንትኸውን፥ ፍፁም ኣለሙን ምንይሉ ወንድሙን…