ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ፈረንሳይን ኣብ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣድሂቦም ተላዚቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኤማኑኤል ማክሮንን ኣብ ክሊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣድሂቦም ተላዚቦም።
እቶም መራሕቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብዛዕባ ዘሎ ፅኑዕ ምትሕብበባርን ቀጠናዊ ጉዳያትን ብዝምልከት…