ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣብ ምጅማር ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ዝዓበየ ብፅት ከምዝተዋፅኡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተፈጢሩ ብዝነበረ ኲናት ምኽንያት ተቛሪፁ ዝነበረ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣብ ምጅማር ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ዝዓበየ ብፅት ከምዝተዋፅኡ ቤት ፅሕፈት መገዲን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ከበደ ኣሰፋ፥ እቲ…