ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 10 ማእኸል ዕዳጋ እፎይታ ኣጋጢሙ ዝነበረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 10 ማእኸል ዕዳጋ እፎይታ ኣጋጢሙ ዝነበረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 2፡20 ኣብቲ ማእኸል ዕዳጋ ኣብ ልዕሊ…