ብማሕበራዊ ሚዲያ ዝፍነዉ ካብ ባህሊን ክብሪን ኢትዮጵያዊነት ዝወፅኡ ምስሊታት ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብማሕበራዊ ሚዲያ ዝፍነዉ ካብ ባህሊን ክብሪን ኢትዮጵያዊነት ዝወፅኡ ምስሊታት ንምክልኻል እናተሰርሐ ምዃኑ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን (ኢመደኣ) ኣፍሊጡ፡፡
ካብ ባህሊን ክብሪን ዝወፅኡ ተንቀሳቐስቲ ምስሊታትን ፎቶታትን ብቲክቶክ፣ ፌስቡክ፣…