ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብዝተተለመሉ እዋንን ብዝድለ መገዲን ይፍፀም ከምዘሎ ተገምጊሙ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብዝተተለመሉ እዋንን ብዝድለ መገዲን ይፍፀም ከምዘሎ ተገምጊሙ። ሚንስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለን ኣባላት ቦርድ ኤሌክትሪክ ኢትዮጰያን ኣብቲ ስፍራ ኣብ ዝገበርዎ ዑደት ኢዩ እቲ ገምግም ገይሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ህወሓት ካብ ትካላት ጥዕና ዝወረሮም ብርክት ዝበሉ ናውቲታት ሕክምና ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ካብ ትካላት ጥዕና ዝወረሮም ብርክት ዝበሉ ናውቲታት ሕክምና ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ መምርሒ ጥዕና መከላኸሊ ኣፍሊጡ። እቶም መድሓኒትን ናውቲታት ሕክምናን ቆላ ተንቤን ፍሉይ ስሙ ጎሮሮ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ እዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመስኖ ዝለምዐ ስንዳይ ጎቢዮም Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመስኖ ዝለምዐ ስንዳይ ጎቢዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበርዎ ዑደት፥ ፕሬዚዳንት እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳን ሓዊሱ ካልኦት ሰብ መዚ መንግስቲ ተረኺቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፊሊፖ ግራንዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ጣብያታት ተመዛበልቲ ኤርትራ ጎብንዮም Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፊሊፖ ግራንዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ጣብያታት ተመዛበልቲ ኤርትራ ጎብንዮም። ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል፥ ኢትዮጵያ ስደተኛታት ኣብ ማሕበራዊ ጉዳያት ንክሳተፉ ፖሊሲ ብምቕራፅን ዝተፈላለዩ ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝገበሮ ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሰነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝገበሮ መበል 95 ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሰነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ፅዕንቶ ልቓሕ ዘለወን ትካላት ልምዓት መንግስቲ ካብቲ ዕዳ ንምልቓቕ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ፣ ኮርፖሬሽን ምምሕዳር ሃፍትን ዕዳን ንምጥያሽ ኣብ ዝወፅአ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ ውልቀ ሰባትን ትካላትን ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ልዕሊ ውልቀ ሰባትን ትካላትን ከምዝኾነት ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፀፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ኢትዮጵያ ዓባይ ሃገር ስለዝኾነት ሓሳብና፣ ስራሕናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኔን ሕብረት ስራሕ ኣፍረይቲ ቡን ኦሮሚያ ፋብሪካ ቡን ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ፋብሪካ ቡን ዩኔን ሕብረት ስራሕ ኣፍረይቲ ቡን ኦሮሚያ መሪቖም ኣጀሚሮም። እቲ ዩኒየን ዋን ኮ ኮፊ (ONE-KOO coffee) ፋብሪካ ቡኑኡ ሎሚ መዓልቲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብዝተረኸቡሉ ኣመሪቑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብር 10 ሚሊየንን ዝተፈላለዩ ኣቑሑትን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ተፀዋዕቲ ትካላት ሚኒስቴር ትራንስፖርት፥ ኣብ መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ኮንስትራክሽን፣ መገዲን ትራንስፖርትን ናብ ስሩዕ ምንቅስቓሱ ንኽምለስ ብር 10 ሚሊየን ገንዘብን ዝተፈላለዩ ኣቑሑትን ሓገዝ ምግባሩ ገሊፁ። ኣብ ክልል ትግራይ ዝዝተኻየደ ወፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምጅማር ኦን ላይን ፍቓድ ምዝገባ ንግዲን ስርዓት ኣሰራርሓ ምሃብ ግልጋሎትን ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምጅማር ኦን ላይን ፍቓድ ምዝገባ ንግዲን ስርዓት ኣሰራርሓ ምሃብ ግልጋሎትን ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ስርዓት ኣወሃህባ ኣገልግሎት፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ሲቲ ወረዳ ኣይሻኣ ዝተሃነፀ ተርሚናል ስግረ ዶብ ተሸከርከርቲ ደወሌ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሲቲ ወረዳ ኣይሻኣ ዝተሃነፀ ተርሚናል ስግረ ዶብ ተሸከርከርቲ ደወሌ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። እቲ ተርሚናል ንምምራቕ ድማ ብሚኒስትር ትራንስፖርት ወየዋሮ ዳግማዊት ሞገስን ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ትራንስፖርት ፌዴራል ኣይተ ኣብዲሳ ያደታን…