ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ኣብ ሓፈሻዊን ዕለዎትን ኣቢያተ ፍርዲ ክልል ኣምሓራ ዑደት ገይረን Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ኣብ ሓፈሻዊን ዕለዎትን ኣቢያተ ፍርዲ ክልል ኣምሓራ ዑደት ገይረን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዑደተን፥ መዝገባት ክሲን ኣወሃህባ ውሳነን ሓፈሻዊን ዕለዎትን ኣቢያተ ፍርዲ ከምኡ እውን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ አትዮ ቴሌኮም ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ብር 500 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)አትዮ ቴሌኮም ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ብር 500 ሚሊየን ሓገዝ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንኽይምለስ ተደምሲሱ ኢዩ – ሚኒስትር ምክልኻል ዶ/ር ቀነኣ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንኽይምለስ ተደምሲሱ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ብጉጅለ ህወሓት ልኡኽቶ ተዋሂቡዎም ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኢዶም ሂቦም ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ደቡብ ስልጠና ተሃድሶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ድባጤ ንጥፍኣት ዝውዕሉ ልዕሊ ብር 470 ሺሕን ሞባይል ካርድብ ብመሓዝ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ድባጤ ሰለስተ ውልቀ ሰባት ንጉጅለ ጥፍኣት ዝውዕሉ ልዕሊ ብር 470 ሺሕ ከምኡ እውን ብር 26 ሺሕን 680 ሞባይል ካርድ ሒዞም ናብ ጋሊሳ ክኸዱ እንትብሉ ብሓበሬታ ሕብረተሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ መተከል…
ዝንቕ ፋና ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ካብ ሓደ ውልቀ ሰብ 21 ነጥቢ 7 ኪሎ ግራም ሕብጠት ወፂኡ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ካብ ሓደ ውልቀ ሰብ 21 ነጥቢ 7 ኪሎ ግራም ካብ ስብሒ ዝተለዓለ ሕብጠት ካንሰር ምውፃእ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። እቲ ተግባር መጥባሕቲ ብተሓጋጋዚ ፕሮፌሰር ዶተር ማተመ በቀለ ብዝተመርሐ ጉጅለ ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ጉዳዮም ይረአ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ጉዳዮም ይረአ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ ዕግርግር ብምቕስቃስ ሰባት ክቕተሉን ክመዛበሉን ካብ ምግባር ጀሚሩ ዘረፋ ዲፖታት ነዳዲ ምፍፃሞም ዘመላኽቱ መረዳእታታት ምእካቡ መርማሪ ፖሊስ ንመጋባእያ ገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት መበል 26 ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት መበል 26 ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣሎክ ሻርማ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ዑደት እቶም ፕሬዚዳንት ዝነኣዱ እንትኾኑ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን እውን ኣብ ጉዳይ ለውጢ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃፓን ንመስፋሕፍሒ ህንፀት ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዳሎታ ዝኸውን ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ገላን ዝርከብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዳሎታ መስፋሕፍሒ ህንፀት ዝኸውን ሓገዝ ገይራ። ንህንፀት ምስፍሕፋሕ እቲ ቤት ትምህርቲ ስነ-ስርዓት ክታም ስምምዕነት ሓገዝ ተኻይዱ። እቲ ስምምዕነት ድማ ከንቲባ ከተማ…
ስፓርት ዳይናን ኣሰልጣኒን ኣትሌቲክስ ኣይተ እሸቱ በዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይናን ኣሰልጣኒን ኣትሌቲክስ ኣይተ እሸቱ በዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣይተ እሸቱ ብምኽንያት ዘሓደሮም ሕማም ኣብ ሆስፒታል የካቲት 12 ሓገዝ ሕክምና እናተገበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ለይቲ 20 ጥሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 23 ጥሪ 2013 ዓ.ም ሰላማዊ ሰልፊ ንኸካይድ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ኣካል የለን – ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 23 ጥሪ 2013 ዓ.ም ሰላማዊ ሰልፊ ንኸካይድ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ኣካል ከምየለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኣብቲ ዕለት ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ሰልፊ ከምዘሎ ምምሳል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝጋዋሕ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ እውን እቲ…