ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳራትን ኣፈ ጉባኤታትን ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ብኣሰናዳእነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝካየድ መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳራትን ኣፈ ጉባኤታትን ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ። “ፅቡቕ ጉርብትና ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ መድረኸ ዘተ ጎረባብቲ ክልላት ሰሜንን ምዕራብን ኢትዮጵያ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ኣብ ልዑል ብርኪ ምብፅሑ ሰብ ሞያታት ጥዕና ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ኣብ ልዑል ብርኪ ምብፅሑ ሰብ ሞያታት ጥዕና ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ሰብ ሞያታት፥ ሕብረተሰብ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዘርእዮ ዘሎ ምዝንጋዕ ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ብሚኒስቴር ኣብ ትካል መዋደዲ ሰብ ስራሕ ኣካልን መሐገዚ ኣካልን ሚኒስቴር ጥዕና ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብሚኒስቴር ኣብ ትካል መዋደዲ ሰብ ስራሕ ኣካልን መሐገዚ ኣካልን ሚኒስቴር ጥዕና ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ትካል ዑደት ዝገበሩ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኢዩ፡፡ ብኣላዛር ታደለ እዋናዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኢትዮጵያ ክትበፅሖ ዝሃቀነቶ ራእይ ንምዕዋት ዘኽእል ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኢትዮጵያ ክትበፅሖ ዝሃቀነቶ ራእይ ንምዕዋት ዘኽእል ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራትን ማህበረሰብ ዲፕሎማሰኛታትን፤ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ዱብቲ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ ኣውሲ-ረሱ ከተማ ዱብቲ ብብር 13 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስረውዓት ምረቓ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ርእሰምምሕዳር ክልል ዓፋር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ተሳትፎን ውክልናን ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ልዝብ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ተሳትፎን ውክልናን ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ልዝብ ይግበር ኣሎ። ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ሲቪክ ማሕበራትን እናተሳተፉሉ ዝርከብ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ደቂ ኣንስትዮን፣ ህፃናትን መናእሰይን ሙና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣብ ከተማታት ተሓፂሮም ዝፀንሑ ናይ ልምዓትን ሓሳባትን ናብ ካልኦት ከባቢታት ዘስፋሕፍሕ ኢዩ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣብ ከተማታት ተሓፂሮም ዝፀንሑ ናይ ልምዓት ሓሳባት ናብ ካልኦት ከባቢታት ብምስፋሕ ኣማራፂታት ኢኮኖሚ ዓቢዪ ረብሓ ከምዘለዎ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣባል ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ድሕንነት ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ከባቢያዊ ጉዳያትን ኣውዲታት ህንፀት ዓቕሚን ተሓባቢረነረ ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ድሕንነት ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ከባቢያዊ ጉዳያትን ኣውዲታት ህንፀት ዓቕሚን ተሓባቢረነረ ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ቢሮ…
ኮሮናቫይረስ ተወሰኽቲ 476 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 846 ሰባት ድማ ሒሹዎም Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 852 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 476 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 135 ሺሕን 45 ከምዝበፅሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ መልእኽቲ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ተቐቢሎም Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣብይ ኣሕመድ ዝተልኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም። እቲ መልእኽቲ ዘብፅሑ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፍሉይ መልእኽተኛ ዶክተር ኣብይን ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኢዮም። ሚኒስትር…